Latest videos

ጽምብል ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ብወግዒ ተኸፊቱ

መደባት ጽምብል መበል 29 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል፡ “ፈንቅል፡ ትእምርቲ ረዚን ታሪኽ’’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ትማሊ 8 ለካቲት ብጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድ-ስዒድ ብወግዒ ተኸፊቱ። ኣብ’ዚ ክሳብ 10 ለካቲት ዝካየድ ጽምብል፡...

ኣብ ደግራ-መሬቶ ፕሮጀክት ማይ ተመሪቑ

ኣብ ደግራ-መሬቶ – ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ፡ ብምውህሃድ ህዝብን መንግስትን ብ2.5 ሚልዮን ናቕፋ ዝተሃንጸ ፕሮጀክት ጽሩይ ዝስተ ማይ ተመሪቑ። እቲ ፕሮጀክት፡ ካብ ምንጪ ማይ ናብ ማእከል ዓዲ ዝኣቱ 2 ኪሎ-ሜተር ሻምብቆታት፡ መኸዘኒ ማይ ባስካ፡ 10 ኪሎ-ዋት...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንኮሚሽነር ልምዓት ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣዘራሪቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ትማሊ 8 የካቲት ንኮሚሽነር ምትሕብባርን ልምዓትን ኤውሮጳዊ ሕብረት – ሚስተር ነቨን ሚሚካ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ። ትሕዝቶ ርክብ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ሚስተር ነቨን ሚሚካን፡ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኤውሮጳዊ ሕብረትን ዘሎ ምትሕግጋዝ፡...

Login

Categories