Latest videos

ጋሽ-ባርካ – ‘መውል’ ንጥፈታቱ ገምጊሙ

መደብ ውህለላን ንኡስ ልቓሕን – ‘መውል’፡ ዜጋታት ኣብ ዝተፈላለየ ጽላታት ነጢፎም መነባብሮኦም ዘመሓይሹሉ ባይታ ንምፍጣር ዝህቦ – በብደረጃኡ ዝዓቢ ናይ ልቓሕ ዕድላት፡ ኣብ ማሕበረ-ቁጠባዊ መነባብሮ ዜጋታት እወታዊ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ፡ ኣብ...

ቤት-ትምህርቲ 2ይ ደረጃ ድባርዋ ብምግራብ ተሞጒሳ

ማሕበረሰብ ቤት-ትምህርቲ 2ይ ደረጃ ድባርዋ፡ ገንዘቦምን ጉልበቶምን ብምውህሃድ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ዘካየዱዎ ወፍሪ ምግራብ፡ ኣብነታውን ክተባባዕ ዝግብኦን ስራሕ ምዃኑ፡ ክኢላታት ሕርሻ ገሊጾም። እቶም ሞያውያን፡ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ኣብታ ቤት-ትምህርቲ...

ማሕበር ቤተ-መጻሕፍትን ሓበሬታን ናይ ኮምፕዩተራት ሓገዝ ገይሩ

ሃገራዊ ማሕበር ቤተ-መጻሕፍትን ሓበሬታን ኤርትራ፡ ኣብ ኣስመራ መዓስከር ‘ኣውገት’ ንዝርከብ ኮማዊ ቤትንባብ፡ 20 ኮምፕዩተራትን ሓደ ሰርቨርን ሓገዝ ገይሩ። ብ3 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ካብ’ቲ ማሕበር መምህር ገብረንጉስ ብርሃነ፡ ማሕበረ-ኮም ኣውገት...

Login

Categories