Latest videos

ከረን – ናብ ተራ መንእሰያት ዝቐንዐ ርክብ ተኻዪዱ

መንእሰያት ብኣካዳሚን ሞያን ሰጒሞም መጻኢኦም ከውሕሱን መደባት ህንጸት ሃገር ከደንፍዑን ምእንቲ፡ ንጡፍን ንቑሕን ሱታፌኦም ከዕዝዙ፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ዓሊ ማሕሙድ ኣዘኻኺሩ። ብ1 መጋቢት ንተመሃሮ ካልኣይ ደረጃ፡ መማህራንን ሰራሕተኛታት ትካላት መንግስትን...

ኣዴታት ምም/ኵዶ-ፈላሲ ጥዕናዊ ትምህርቲ ቀሲመን

ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ – ምምሕዳር ከባቢ ኵዶ-ፈላሲ፡ ን126 ኣዴታት ኣብ ጥዕና ዘተኮረ ስልጠና ተዋሂቡ። እቲ ን5 መዓልታት ዝቐጸለ ስልጠና፡ ኣብ ጠንቅን ሳዕቤናትን ተመሓላለፍቲ ሕማማት፡ ድሕነት ኣደን ዕሸልን ቅድምን ድሕሪን ሕርሲ፡ ኣገባብ ኣመጋግባ፡...

ባይቶ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ምዱብ ኣኼባኡ ኣቃኒዑ

ባይቶ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ “ሰላም ብጽንዓት – ተውለ ንልምዓት” ብዝብል ቴማ፡ መበል 15 ምዱብ ኣኼባኡ ብ5 መጋቢት ኣብ ከተማ ባጽዕ ኣቃኒዑ። ኣቦ-መንበር ባይቶ – ኣቶ ኢብራሂም ዓሊ ሼኽ፡ ተረኺቡ ዘሎ ሰላም ውጽኢት ሓያል ጽንዓትን መኸተን...

Login

Categories