Author - Staff

ጸሮና – ስድራ ስዉኣት ‘ደጊም ካብ ሃልኪ ድሒንና’ ይብሉ

ኣብ ንኡስ ዞባ ጸሮና ዝርከቡ ስድራ- ስዉኣት፡ ኣብ ቦታኦም ዝኽፈሎም ዘሎ ደበስ፡ ካብ ብዙሕ ሃልኪ ከምዘድሓኖም ገሊጾም። ዝሓለፈ እዋን ናብ ደቀምሓረ ክኸዱ ይግደዱ ምንባሮም፡ እዚ ድማ ጉልበታውን ቊጣባውን ሃልኪ ከምዝነበሮ ብምጥቃስ፡ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ግን፡ ሚኒስትሪ...

ነበርቲ ሓመልማሎ፡ ዕዉት ንጥፈታት ከባብያዊ ጽርየት ኣካዪዶም

ነበርቲ ንኡስ ዞባ ሓመልማሎ፡ ካብ 2008 ኣትሒዞም ብዘካይድዎ ዘለዉ ዘመተ ጽርየት ኣከባቢ፡ ኣብ ጥዕና ደቆምን ከባቢኦምን ጽቡቕ ውጽኢት ከምዝረኸቡሉ ገሊጾም። እቶም ነበርቲ፡ ሳላ ዝተጠርነፉ መሰረታዊ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ከምእተዋደደሎም ብምጥቃስ፡ ብዝወስድዎ ዘለዉ...

ነበርቲ ሓመልማሎ፡ ዕዉት ንጥፈታት ከባብያዊ ጽርየት ኣካዪዶም

ነበርቲ ንኡስ ዞባ ሓመልማሎ፡ ካብ 2008 ኣትሒዞም ብዘካይድዎ ዘለዉ ዘመተ ጽርየት ኣከባቢ፡ ኣብ ጥዕና ደቆምን ከባቢኦምን ጽቡቕ ውጽኢት ከምዝረኸቡሉ ገሊጾም። እቶም ነበርቲ፡ ሳላ ዝተጠርነፉ መሰረታዊ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ከምእተዋደደሎም ብምጥቃስ፡ ብዝወስድዎ ዘለዉ...

‘ዛሕሊ’ ክቕጽል ስለዝኽእል ጥንቃቐ ክግበር ኣሃዱ ሜትዮሮሎጂ ኣዘኻኺሩ

ኣብ’ዚ ወቕቲ’ዚ ተኸሲቱ ዘሎ ቀዝሒ ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር፡ ክሳብ ዝመጽእ ወርሒ መጋቢት ክቕጽል ስለዝኽእል – ዜጋታት ጥንቃቐ ክገብሩ፡ ሓላፊ ኣሃዱ ሜትዮሮሎጂ ኣቶ ኢሳቕ ፍስሃ ኣዘኻኺሩ። ናይ ኤርትራ ክሊማ፡ ክልተ ኣብ ሰሜናዊ ቅናት ምድሪ፡ ክልተ ድማ ኣብ...

ተደናጒየን ዝጸንሓ ኮለጃት ስሩዕ ትምህርቲ ክጅምራ እየን

ብሰንኪ ምጥርናፍን ምውዳድ ንዓኡ ዘድሊ ትሕተ-ቅርጽን ካልእ ቀረባትን፡ ከምተን ካልኦት ኮለጃት ኣብ ግቡእ ግዜአን ከይጀመራ ዝጸንሓ ኮለጅ ጥበባትን ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠትን ኮለጅ ንግድን ስነ-ቊጠባን፡ ካብ ሎሚ 10 ጥሪ – ኣብ ዓዲ-ቐይሕ ተደኲኑ ኣብ ዝርከብ...

ሓጋዝ – ኣብ ጥዕናዊ መደባት ተዘትዩ

ንትግባረ ጥዕናዊ መደባት፡ ውህደት ምምሕዳራትን ሞያውያን ጥዕናን ክዓዝዝ፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ዓንሰባ ኣዘኻኺሩ። ኣብ ሓጋዝ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ዓንሰባ ዶክተር ከሰተብርሃን ሰሎሞን፡ ዝሓለፈ ዓመት ድሕነትን ጥዕናን ነበርቲ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ሪፓብሊክ ግብጺ ገይሹ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ፕረዚደንት ዓብዱልፋታሕ ኣል-ሲሲ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፡ ትማሊ 9 ጥሪ ንግሆ ናብ ሪፓብሊክ ግብጺ ገይሹ። ንክብሪ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ከተማ ካይሮ ኣብ ዝርከብ ቤተ-መንግስቲ ‘ኣልእትሓድያ’ ኣብ ዝተኻየደ – ብናይ ክብሪ...

ህዝቢ ማይ-ምነ ፍግረ-መሬት ይከላኸል

ነበርቲ ሓውሲ ከተማ ማይ-ምነ፡ ኣብ’ቲ ከባቢ ኣንጸላልዩ ዘሎ ሓደጋ ፍግረ-መሬት ንምክልኻል፡ ሰፊሕ ናይ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ንጥፈታት የካይዱ ከምዘለዉ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። እቲ ብህዝቢ ዝሰላሰል ዘሎ ስራሕ – ብቐንዱ ነታ ሓውሲ ከተማን ኣብ’ቲ ከባቢ...

Login

Categories