Author - Staff

ሃገራዊ ፈስቲቫል መንእሰያት ኤርትራ ብውዕዉዕ መንፈስ ተዛዚሙ

ኣብ ሳዋ ዝተኻየደ ሻሙናይ ሃገራዊ ፈስቲቫል መንእሰያት ኤርትራ፡ ብ15 ሓምለ ብውዕዉዕ መንፈስ ተዛዚሙ። ኣብ’ቲ ንሳልስቲ ዝቐጸለ ፈስቲቫል፡ ካብ ዝተፈላለያ ዞባታት ዝመጹ መንእሰያት ዘቕረብዎ መሳጢ ያታዊ ትልሂታት፡ ስነጥበባዊ መሰናድኦታት፡ ኣደናቒ ምርኢት ምህዞን...

ኣስመራ – ኣገልግሎት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሎሚ ዳግም ክጅምር’ዩ

ኤርትራን ኢትዮጵያን ብ9 ሓምለ ኣብ ኣስመራ ብመሰረት ዘውጸኣኦ ‘ሓባራዊ ኣዋጅ ሰላምን ምሕዝነትን’፡ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ንልዕሊ 20 ዓመታት ተቛሪጹ ዝጸንሐ ካብን ናብን ኣስመራን ኣዲስ-ኣበባን ኣገልግሎታ፡ ሎሚ ረቡዕ 18 ሓምለ ዳግም ክትጅምር’ያ። ምስ’ዛ ሎሚ...

Login

Categories