Author - Staff

ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤል ልዕሊ 143 ሽሕ ዶላር ወፍዮም

ኣባላት ማሕበረኮም ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤል፡ ንመናበዪ ስድራ ስዉኣትን መሰሰኒ ማዕከን ሕድሪ ሰማእታትን 143,325 ዶላር ኣበርኪቶም። ካብ’ቲ ብመንገዲ ኤምባሲ ኤርትራ ናብ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ዝተላእከ ገንዘብ፡ እቲ 123,885 ዶላር ኣብ ዝሓለፈ...

ኣብ ዞ/ደቡብ፡ ንሰብ ሞያ ጥዕና ተወሳኺ ስልጠና ተዋሂቡ

ኣብ ዞባ ደቡብ ኣብ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ንዝነጥፉ 40 ሰብ ሞያ ጥዕና፡ ኣብ ስርሖም ዝሕግዞም ስልጠና ተዋሂቡ። እቲ ካብ 9 ክሳብ 14 ሓምለ ኣብ ከተማ ድባርዋ ዝተዋህበ ስልጠና፡ ኣገልግሎታት ወሊድ፡ ሕክምና ዓይኒን ስኒን፡ ክንክን ዕሸላትን ህጻናትን፡ ፍወሳን...

ሚ/ሕርሻ፡ ዓቕሚ ኣባላቱ ክብ ንምባል ተወሳኺ ስልጠና ወዲቡ

ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ምስ ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ኤርትራ ብምትሕብባር፡ ካብ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈትን ዞባታትን ንዝተዋጽኡ 144 ኣባላቱ፡ ምምሕዳራዊ ዓቕሞም ክብ ንምባል ዝዓለመ – ኣብ ሰለስተ እብረ ዝተዋህበ ስልጠና ወዲቡ። እቲ ትምህርቲ፡ ኣብ ምሕደራ ዋኒንን...

Login

Categories