ERi-TV, Eritrea: Eid al-Adha Special: Eritrean Soccer Referees Share Funny Stories – part 1 of 2
Author - Staff
ህዝቢ፡ ኣብ ሕጊ ዝጸንሖ ኣፍልጦ ክብ ብምባል ኣብ ምክልኻል ገበናትን ሓደጋታትን ምትሕብባሩ ከዛይድ፡ ፖሊስ ዞባ ማእከል ኣዘኻኺሩ። ኣዛዚ ራብዓይ መደበር ፖሊስ ተለንተ ኣንገሶም ኣብርሃም ምስ ነበርቲ ንኡስ ዞባ ጸጸራት ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ስጡም ርክብ ፖሊስን...
ኣብ ጅዳን ርያድን – ስዑዲ ዓረብ፡ ኣ’ደውሓ – ቐጠር፡ ከምኡ’ውን ኣብ ኩወይት ዝነብሩ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን፡ ብሓባር ኣብ ዘቃነዕዎ መደባት፡ ደገፎም ንመስርሕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ገሊጾም። ኣብ ጅዳ ኣብ ዝተኻየደ ብርክት ዝበሉ...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya news for August 23, 2018
ERi-TV, Eritrea – Arabic news for August 23, 2018
ERi-TV, Eritrea: Eid al-Adha Special: Conversation With Diaspora Members
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for August 22, 2018
ሳዕቤናት ባህርያውን ሰብ-ሰርሖን ሓደጋታት ንምቅላል፡ ኣፍልጦ ሕብረተሰብ ክዓቢ ከምዝግባእ፡ ኣብ ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ኤርትራ ሓላፊ ጂኦፊዚክስ ፕሮፌሰር ገብረብርሃን ዑቕባዝጊ ኣገንዚቡ። ብ13 ነሓሰ – ካብ ከተማ ባጽዕ ኣስታት 50 ኪሎ-ሜተር ንሸነኽ ሰሜናዊ...
ዞባ ዓንሰባ፡ ነቲ ካብ 31 ነሓሰ ክሳብ 8 መስከረም ብደረጃ ሃገር ኣብ ኣስመራ – ቀጽሪ ኤክስፖ ዝካየድ ሃገራዊ ፈስቲቫል ምድላዋቱ ኣጻፊፉ። ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ባህልን ስፖርትን ናይ’ቲ ዞባ ኣቶ ስራጅ ሓጂ፡ ናብ ናይ ሰላም መድረኽ ኣብ እንሰጋገረሉ ዘሎና...
ERi-TV, Eritrea – Arabic news for August 22, 2018