Author - Staff

ተጋዳላይ ሃይለሚካኤል ኢዮብ ተሰዊኡ

ኣብ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ሕርሻን መሬትን – ገዲም ተጋዳላይ ሃይለሚካኤል ኢዮብ ዘውደ (ኤስቡ)፡ ብዝሓደሮ ሕማም ሕክምናዊ ክንክን ክግበረሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብ8 ሰነ ኣብ መበል 75 ዓመት ዕድመኡ ኣብ ካርቱም – ሱዳን ተሰዊኡ።...

ጉጅለ ‘ኤሪ ቻይልድሁድ’ 100 ዓረብያታት ስንኩላን ኣበርኪቱ

ኣብ ሽወደን ዝነብሩ ብጉጅለ ‘ኤሪ ቻይልድሁድ’ ዝፍለጡ ግዱሳት ኤርትራውያን፡ ኣብ ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ – ክፍሊ ፊዝዮተራፒ ንዝእለዩ ስንኩላን ዘገልግላ፡ 100 ዓረብያታት ብ5 ሰነ ኣበርኪቶም። ኣብ ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ ሓላፊ ክፍሊ...

ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ደ/ኣፍሪቃ፡ ሰሚናር ኣካዪዱ

ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሪፓብሊክ ደቡብ ኣፍሪቃን ሃገራት ደቡባዊ ዞባ ኣፍሪቃን ኣቶ ሳልሕ ዑመር፡ ብ5 ሰነ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግን ከባቢኣን ንዝነብሩ ኤርትራውያን ሰሚናር ኣካዪዱ። ኣምባሳደር ሳልሕ፡ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርናን ጎዶቦናን፡ ብሓፈሻ ድማ ኣብ ምዕባለታት...

Login

Categories