Author - Staff

ሓበሬታ

ካብ ባሕሪ ዝብገስ ዝናብ፡ ናብ ካልእ ቦታታት ሃገርና ናይ ምቕጻል ተኽእሎ ስለዘለዎ፡ ሓረስቶት – ዝኣኸለ ኣዝርእቶም ብኣጋ ዓጺዶም ወይ ጎኒኦም ክእክቡ ነዘኻኽር።
ሚኒስትሪ ሕርሻ

ኣቑርደት – ብሞያ ዝሰልጠኑ መንእሰያት ንዋታዊ ሓገዝ ረኺቦም

ኣብ ማእከል መባእታዊ ሞያዊ ስልጠናታት ኣቑርደት፡ ኣብ ለካቲት 2018ን ግንቦት 2019 ኣብ ቀዳማይን ካልኣይን ኮርስ ዝሰልጠኑ መንእሰያት፡ ኣብ ስራሖም ዝድግፎም ንዋታዊ ሓገዝ ተዋሂቡዎም። እቲ ንዋታዊ ሓገዝ፡ ናይ ኤለክትሮኒክስ፡ ኤለክትሪክ፡ ስነ-መስኖ፡ ድራውሊኮ፡...

ኣብ ዓዲ-ዃላን ጊንዳዕን ንጽጉማት ሓገዝ ተገይሩ

ኣብያተ-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ኣብ ንኡሳን ዞባታት ዓዲ-ዃላን ጊንዳዕን፡ ማሕበረቁጠባዊ ጸገማት ንዘለዎም ዜጋታት ሓጊዘን። ኣብ ዓድዃላ፡ ሓላፊት’ቲ ቤትጽሕፈት ወይዘሮ ትርሓስ ሰለሙን፡ እቲ መደብ መቐጸልታ ናይቲ ንስድራ ስዉኣትን ስንኩላንን ዝግበር...

ፎሮ – ነበርቲ ብብርሰት ኣግራብ ስክፍታኦም ይገልጹ

ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ፡ ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ደናንሎን ኡምለን፡ ኣብቲ ከባቢ ዝርአ ዘሎ ብርሰት ኣግራብ መግትኢ ክግበረሉ ድሕሪ ምትሕስሳብ፡ ዝባደመ ናብ ንቡሩ ክመልስዎ ዝምልከቶ ኣካል ፈልሲ ክቕርበሎም ሓቲቶም። ከባቢኦም ብመበቈላዊ ኣግራብ ብሓፈሻ፡ ብጽሕዲን...

ዓለማዊ መዓልቲ ብርሃን ዓይኒ-10 ጥቅምቲ ተዘኪራ

ዓለማዊ መዓልቲ ብርሃን ዓይኒ፡ “ቀዳምነት ንብርሃን ዓይኒ” ብዝብል ቴማ፡ ትማሊ 9 ጥቅምቲ ኣብ ቀጽሪ ኮሌጅ ሕክምናን ስነ-ፍልጠት ጥዕናን-ኦሮታ ተዘኪራ። ኣብቲ ብኮሌጅ ሕክምናን ስነ-ፍልጠት ጥዕናን-ኦሮታ ዝተወደበ መደብ፡ ዲን ናይቲ ኮሌጅ ዶክተር የማነ ስዩም፡...

Login

Categories