Author - Staff

ኣህጉራዊ መዓልቲ ኣዋልድ፡ ብደረጃ ሃገር ኣብ ኣስመራ ተዘኪራ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ቈልዑ ኣዋልድ፡ “ሓይሊ ኣዋልድ፡ ዘይተነግረሉን ዓጋቲ ዘይብሉን” ብዝብል ቴማ፡ ብደረጃ ሃገር – ትማሊ 11 ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ – ኣዳራሽ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ሃማደኤ ብዝተፈላለየ ንጥፈታት ተዘኪራ። ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ፡ ሰበ-ስልጣን...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ንሚኒስተር ጉ/ወጻኢ ሪ/ደቡብ ሱዳን ኣዘራሪቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ትማሊ 11 ጥቅምቲ ኣብ ሰዓታት ምሸት፡ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝን ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ሚስ ኣዉት ዴንግ ኣሹዊል፡ ኣብ ኣዳራሽ ቤተ-መንግስቲ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ። ኣብ’ቲ ርክብ፡ ሚኒስተር ኣዉት፡ መልእኽቲ ፕረዚደንት...

ሓበሬታ

ካብ ባሕሪ ዝብገስ ዝናብ፡ ናብ ካልእ ቦታታት ሃገርና ናይ ምቕጻል ተኽእሎ ስለዘለዎ፡ ሓረስቶት – ዝኣኸለ ኣዝርእቶም ብኣጋ ዓጺዶም ወይ ጎኒኦም ክእክቡ ነዘኻኽር።
ሚኒስትሪ ሕርሻ

ደቀምሓረ – ንደያኑን ሽማግለታት ዕርቂን ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ሚኒስትሪ ፍትሒ፡ ካብ ንኡሳን ዞባታት ሰገነይቲ፡ ዓዲ-ቐይሕ፡ ሰንዓፈ፡ ጸሮና፡ ማይዓይኒን ደቀምሓረን ንዝተወከሉ 250 ደያኑን ሽማግለታት ዕርቂን ኮማዊ ኣብያተፍርዲ፡ ኣብ ደቀምሓረ ኣስተምህሮ ሂቡ። እቲ ካብ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ፍትሒን፡ ካብ ኣብያተ-ፍርዲ...

ERi-TV, #Eritrea -ምኽሪ ሞያውያን: ዕላል ምስ ኣቶ ኣፈወርቂ ምሕረታኣብ ብዛዕባ ቁጽጻር ሕማም ዕቡድ ከልቢ

ERi-TV, Eritrea – ምኽሪ ሞያውያን፡ ዕላል ምስ ግዝያዊ ዳይረክተር ጥዕና እንስሳን ብቕልን ኣብ ምንስትሪ ሕርሻ ኣቶ ኣፈወርቂ ምሕረታኣብ ብዛዕባ ቁጽጻር ሕማም ዕቡድ ከልቢ Interview with Mr. Afewerki Mihreteab regarding...

Login

Categories