Author - Staff

ሓበሬታ

ካብ ባሕሪ ዝብገስ ዝናብ፡ ናብ ካልእ ቦታታት ሃገርና ናይ ምቕጻል ተኽእሎ ስለዘለዎ፡ ሓረስቶት – ዝኣኸለ ኣዝርእቶም ብኣጋ ዓጺዶም ወይ ጎኒኦም ክእክቡ ነዘኻኽር።
ሚኒስትሪ ሕርሻ

ባጽዕ – 160 ጽጉማት ተመሃሮ ናውቲ ትምህርቲ ተዓዲሎም

ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ኣብ ንኡስ ዞባ ባጽዕ፡ ጽጉማት ተመሃሮ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ንከይበዂሩ፡ ማሕበረ-ቁጠባዊ ጸገማት ንዘለዎም 160 ተመሃሮ ናይ ናውቲ ትምህርቲ ሓገዝ ገይሩ። ሓላፊት’ቲ ቤት-ጽሕፈት ወይዘሮ ሓሊማ እንሽክ፡ እቲ ሓገዝ ድሕሪ...

ሓልሓል – ክልተ ዲጋታት ይስራሓ ኣለዋ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሓልሓል – ምምሕዳራት ከባቢ ማይ-ኣዋልድን ዓድ-ሕዝባይን፡ ብ6 ሚልዮን ናቕፋ ክልተ ዲጋታት ይስራሓ ኣለዋ። እታ ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ማይኣዋልድ ትስራሕ ዘላ ዲጋ፡ ኣብ ርእሲ’ቲ ንልዕሊ 100 ነበርቲ ፈጢራቶ ዘላ ሽቕለት፡ ትሕተ-ባይታዊ ማይ...

ጋሽ-ባርካ – ንጥፈታት ምዕቃብ ሓመድን ማይን ንምድንፋዕ ተዘትዩ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ኮምን ኩለን ኣካላትን ብምጒስጓስ ዝሰላሰል ንጥፈታት ምዕቃብ ሓመድን ማይን፡ ብዝለዓለ ውህደት ክስራሓሉ ከምዘድሊ፡ ብ9 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ባረንቱ ኣብ ዝተገብረ ርክብ ተሓቢሩ። ኣብ’ቲ ሓለፍቲ ክፍልታት ምምሕዳር ዞባ፡ ሓለፍቲ ሕርሻ ኣብ ንኡስ...

ERi-TV, Eritrea – ስፖርት፡ Discussion on Eritrea’s U20 soccer team participation in CECAFA

ERi-TV, Eritrea – ስፖርት፡ ዕላል ምስ ቀዳማይ ኣሰልጣኒ ሃጉራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣለምሰገድ ኤፍሬምን ሓለቃ ጋንታ ኣብቲ ውድድር ክይኑ ዝመርሐ ሮቤል ተኽለሚካኤልን ብዛዕባ ትሳትፎ ሃግራዊት ጋንታ ኣብ ሴካፋ ERi-TV Sports –...

Login

Categories