Author - Staff

ፎሮ – ጉዳይ ተሳታፍነት ኣብ ትምህርቲ ተዘሪቡሉ

ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ፡ ኣብ ገለ ከባቢታት፡ ትሑት ተሳትፎ ተመሃሮ ኣብ መኣዲ ትምህርቲ፡ ኣብ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ብኣሉታ ይጸሉ ምህላዉ ተሓቢሩ። ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ዑስማን ዓረፋ፡ ብዛዕባ’ዚ ምስ ኣመሓደርቲ ከባቢን ኣነባበርቲ ዓድን ኣብ ዘካየዶ...

ኣብ ን/ዞ/ሓጋዝ፡ ተርእዮ ‘ብርሰት ኣግራብ’ ነክዩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ሃብቲ ገረብ ንምዕቃብ ብዝተኻየደ ወፍሪ፡ ተርእዮ ብርሰት ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ክነጻጸር እንከሎ ኣዝዩ ከምዝጐደለ ተሓቢሩ። ሓላፊ ምቁጽጻር ሃብቲ ገረብን እንስሳ ዘገዳምን ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ ኣቶ ተኽላይ ፍስሃየ፡ ኣብ 2019 ብርሰት ኣግራብ...

ዓደብዛገ – ኣብነታዊ ሓረስታይ ብህዝብን ምምሕዳርን ይምጐስ

ኣብ ንኡስ ዞባ ድባርዋ – ምምሕዳር ከባቢ ዓደብዛገ፡ ነባሪ ቃቕብዳ – ኣቶ ዮሴፍ ወልዳይ፡ ኣብ 2014 ብውሑድ ዓቕሚ ዝጀመሮ ንጥፈታት ምግራብ፡ ምዕቃብ ማይን ሓመድን፡ ሎሚ ንሓያሎ ኣብነት ክኸውን ከምዝበቕዐ ተሓቢሩ። “ተበግሶ፡ ጻዕሪን ዘይምሕላልን...

Login

Categories