Midday News in Tigrinya for February 8, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Author - Staff
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብርኣብን ዝቖመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ብ6 ለካቲት ምስ ኣቦ-መንበር ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ዓብዱልፈታሕ ኣልቡርሃን ተራኺቡ ተመያዪጡ። ኣብ ከተማ ካርቱም ኣብ ዝተኻየደ ርክብ፡ ላዕለዋይ ልኡኽ...
ብምኽንያት ጽምብል መበል 30 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ዝተዳለወ፡ ብመኰነን ሓበሬታን ጐስጓስን ሚኒስትሪ ምክልኻል፡ ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ፡ ምምሕዳር ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን መሓዛ ኤርትራ ሽወደናዊ ዶናልድ ቡስትሩምን ዝተዳለወ ምርኢት ኤግዝቢሽን፡ ትማሊ ዓርቢ 7...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ትማሊ ኣብ ሰዓታት ናይ ምሸት፡ ብኤሪ ቲቪን ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራን ብቐጥታ ዝተፈነወ – ኣብ ዘቤታውን ዞባውን ጉዳያት ዘተኮረ ቃለ-መሕትት ኣካዪዱ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ንገስጋስ ናይ’ቲ ሓሙሽተ ኣዕኑድ ዝሓቘፈ ስምምዕ ሰላም...
Midday News in Tigrinya for February 7, 2020 – ERi-TV, Eritrea
ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ሎሚ ዓርቢ 7 ለካቲት ሰዓት 8፡00 ምሸት፡ ኣብ ዘቤታውን ዞባውን ጉዳያት ዘተኰረ፡ ብኤሪ-ቲቪን ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራን ብቐጥታ ዝፍኖ ቃለ-መሕትት ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ከካይድ ምዃኑ ንሕብር።
ሚኒስትሪ ዜና
ኮማዊ ሰረት ዘለዎ ንጥፈታት ከባብያዊ ጽሬት ንምሕያል፡ ወከልቲ 14 ምምሕዳራት ከባቢ፡ መማህራንን ዓበይቲ ዓድን ዝተሳተፍዎ ዘተ – ብ1 ለካቲት ኣብ ባረንቱ ተኻዪዱ። ሓላፊ ትካላት ጥዕና ንኡስ ዞባ ባረንቱ፡ ነርስ ተመስገን ብርሃነ፡ ኮም ዝመርሖ ከባብያዊ...
ኣብ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ – ንኡስ ዞባ ኣራዕታ፡ ካብ ኩለን ምምሕዳራት ከባቢ ዝተዋጽኡ ሽዱሽተ ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 25 ዓዳውያን ሓካይም፡ ብዛዕባ ውሁድ ሕክምና ህጻናት ትምህርቲ ተዋሂቡዎም። እቲ ኣብ ጢዖ – ንሓሙሽተ መዓልታት ዝቐጸለ ትምህርቲ...
ኣብ ከባቢ ዲጋታት ዝነብሩ ዜጋታት፡ ተጠቀምቲ ‘ዓሳ ጥዑም ማይ’ ንምግባሮም – ይሰርሓሉ ከምዘሎ፡ ጨንፈር ሃብቲ ባሕሪ ዞባ ጋሽ-ባርካ ኣብ ባረንቱ ኣብ ዝወደቦ ኣኼባ ተገሊጹ። ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ናይ’ቲ ዞባ፡ ኣቶ ኣቡበከር ዑስማን፡ ቈይመን...
ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ነበርቲ ዓባይ-ብሪጣንያን ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ጨንፈር ሚላኖ – ኢጣልያን፡ ብ2 ለካቲት ጉባኤታቶም ኣቃኒዖም። ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ኣብ ብሪጣንያ፡ “ውሁድ ውዳበ – ንስኒት፡ ሕውየትን ልምዓትን” ኣብ ትሕቲ...