Author - Staff

ከረን – ሃማመተኤ ንሰራሕተኛታት ደቂ-ኣንስትዮ ስልጠና ወዲቡ

ሃማመተኤ ዞባ ዓንሰባ፡ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ኩሉ-መዳያት ህይወት መሪሕ ተራ ንኽጻወታ ዘኽእለን ዓቕሚ ንምድላብ ብዝወጠኖ መደብ፡ ካብ ኩለን ንኡሳን ዞባታት ንዝተዋጸኣ 50 ደቂ-ኣንስትዮ ሰራሕተኛታት ስልጠና ሂቡ። እቲ ካብ 5 ክሳብ 7 ለካቲት ዝቐጸለ ስልጠና፡ ብቐንዱ...

ዓረዛ – መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ጽቡቕ ይግስግስ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ንምሕያል ብዝተኻየደ ጻዕሪ፡ ብኽነት ናይ ትምህርቲ ክፍለ ግዜን መጠን ምቁራጽ ተመሃሮን ኣዝዩ ከም እተመሓየሸ፡ ተሳትፎን ተወዳዳርነትን ደቂ-ኣንስትዮ ድማ ዘተባብዕ ኮይኑ ምህላዉ ተገሊጹ። ብ6 ለካቲት ኣብ ዝተኻየደ...

ኩወይት – ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ምስ ተ/ሚኒስተር ዘትዩ

ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኩወይት ኣቶ ሑመድ ያሕያ ሓሊ፡ ምስ ተሓጋጋዚ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ንጉዳይ ኣፍሪቃ – ኣምባሳደር ዓብደልሓሚድ ኣል-ፊልካዊ ተራኺቡ፡ ኣብ ምምዕባል ክልተኣዊ ዝምድናታት ዘትዩ። ኣብ’ቲ ብ12 ለካቲት ዝተኻየደ ርክብ፡ ኣቶ...

Login

Categories