ብምኽንያት ሎሚ ሓሙስ 29 ጥቅምቲ ተኸቢሩ ዝውዕል መውልድ ኣ’ነቢ፡ ምስ ዘሎ ቅጥዕታት መኸተ ‘ኮቪድ-19’፡ እቲ ልሙድ ስነ-ስርዓት ክግበር ስለዘይከኣል፡ ኩሉኹም ኣመንቲ ኣብ በቤትኩም ኴንኩም ነቲ ክብረበዓል ክትዝክሩን ነቲ ብውሱን ተሳትፎ ኢማማት መሳጊድን መሻይኽን ጥራይ ካብ ሰዓት 9፡00 ንግሆ ጀሚሩ ብኤሪ-ቲቪ፡ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ፡ ከምኡ’ውን ሬድዮታት ዛራን ኑማን ብቐጥታ ዝፍኖ ወግዓዊ ስነ-ስርዓት ክትከታተሉን ነዘኻኽር።

 

ቤት-ጽሕፈት ኢፍታእን እስላማዊ ጉዳያትን ኤርትራ

Categories