ብሩራዊ ኢዮቤልዩ ምጅማር ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ካብ 1-4 ነሓሰ ኣብ ሳዋ ክጽምበል ምዃኑ ኣብ ዝገልጽ ዜና፡ እቲ “ልዕሊ 10 ሽሕ ህዝቢ ክሳተፍ ትጽቢት ይግበር” ዝብል – “ልዕሊ 10 ሽሕ ሰብ ዝሳተፎ ንጥፈታት ኪካየድ እዩ” ብዝብል ክእረም ንሕብር።

Categories