Archive - 2018

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ስዑዲ ዓረብ ገይሹ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ትማሊ 15 መስከረም ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ ናብ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ገይሹ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢ ኣሕመድን፡ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ኣብ ኣስመራ...

ሓረስቶት ን/ዞ/መንደፈራ ብህጡር ክራማት ይተባብዑ

ናይ ሎሚ ዓመት ህጡር ክራማት፡ ንሓረስታይ ተስፋ ዝህብን ክሳብ ኣብ ቆፎኡ ዝኣቱ ጻዕሩ ክቕጽል ዘተባብዕን ምዃኑ፡ ሓረስቶት ንኡስ ዞባ መንደፈራ ገሊጾም። ኣብ ግዜ ሓጋይ ብዝገበርዎ ቅድመ ምድላዋትን ጽቡቕ ሸፈነ ብዘለዎ እኹል መጠን ዝናብን ተሓጊዙ፡ ዘራእቶም ኣብ ደረጃ...

ቡያ – ልምዓት ኣሕምልትን ፍረታትን ኣተባባዒ ውጽኢት ሂቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ገልዓሎ፡ ሓረስቶት ምምሕዳር ከባቢ ቡያ፡ ጐድኒ-ጐድኒ’ቲ ስሩዕ ማሕረሶም ብውሱን ዓቕሚ ዘልምዕዎ ዘለዉ ኣሕምልትን ፍረታትን፡ ኣተባባዒ ውጽኢት ይረኽቡሉ ከምዘለዉ፡ ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ ገሊጾም። እዞም ‘ደራውሊ’ ኣብ ዝተባህለት ዓዲ ዝነብሩ...

Login

Categories