Archive - 2018

ፕረዚደንት ኢሳይያስን ወራስ ዓራት ስዑድያን ኣብ ምድንፋዕ ክልተኣዊ ዝምድና ዘትዮም * ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናይ ስዑድያ ዑደቱ ፈጺሙ ትማሊ ምሸት ተመሊሱ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ምስ ወራስ ዓራት፡ ምክትል ኣቦ-መንበር ባይቶ ሚኒስተራትን ሚኒስተር ምክልኻልን ንግስነት ስዑዲ-ዓረብ ኣሚር መሓመድ ቢን ሳልማን ቢን ዓብዱልዓዚዝ ዘትዩ። ትማሊ 17 መስከረም ኣብ ሰዓታት ምሸት ኣብ ጅዳ ኣብ ዝርከብ ቤተ-መንግስቲ ኣብ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይን ዝለዓለ ኒሻን ንግስነት ስዑዲ-ዓረብ ተሸሊሞም

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን፡ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ናብ ንቡር ንምምላስ ብዝወሰድዎ ተበግሶ ሰላም፡ ናይ ንግስነት ስዑዲ-ዓረብ ዝለዓለ “ኒሻን ንጉስ ዓብዱልዓዚዝ” ተሸሊሞም።...

Login

Categories