ማሕበር ሓረስቶት ኣርባሕቲ ንህቢ ዞባ ማእከል፡ ምህርቱ ብምስሳን ጠለብ ዕዳጋታት ንምምላስ ኣበርቲዑ ይነጥፍ ከምዘሎ፡ ኣቦመንበር’ቲ ማሕበር ኣቶ ሃብተኣብ ገሃድ ሓቢሩ። ኣቶ ሃብተኣብ፡ ልዕሊ 14 ዓመታት ዕድመ ዘለዎ ማሕበር፡ ኣስታት 90 ኣባላት ከምዘለውዎ ብምሕባር፡...
Archive - 2018
ERi-TV, #Eritrea – Tigrinya News for October 4, 2018
ERi-TV, #Eritrea – ልዝብ መንእሰያት – Discussion on transferring culture from one generation to the next
ERi-TV, Eritrea – ልዝብ መንእሰያት – ናይ መንእሰያት ባህላዊ ንጥፈታት ኣሎ እዚ እንታይ እንታይ ዝመሰለ እዩ። ካብ ሓደ ወለዶ ናብ ካልእ ወለዶ ክመሓላለፍ ተኾይኑ ከኣ እንታይ ክንገብር ኣሎና A discussion with Eritrean...
ERi-TV, #Eritrea – Tigre News for October 03, 2018
መስርሕ ህንጸት ሃገር፡ ኣብ ዝኾነ መድረኽ ዘየቋርጽ ዕዮ ገዛ መንእሰይ ወለዶ ስለዝኾነ፡ መንእሰያት ንዕብየትን ብልጽግናን ሃገሮም ብዝለዓለ ክሰርሑ ከምዝግባእ፡ ኣቦ-መንበር ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኤርትራ ኣቶ ሳልሕ ኣሕመዲን፡ ብ29ን 30ን መስከረም...
ኣብ ንኡስ ዞባ ጸሮና፡ ጥዕና ጥሪት ንምውሓስ ካብ 18 ካሳብ 23 መስከረም ብዝተኻየደ ወፍሪ፡ ልዕሊ 87 ሽሕ ከብቲ፡ ጤለ-በጊዕ፡ ኣግማልን ኣድገበቕልን ተኸቲበን። ኣወሃሃዲ ሕክምና እንስሳታት ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ መንእሰይ መብራህቶም መዝገበ፡ እቲ ኣብ 16...
ኣብ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ፡ ብቕዓት ተመሃሮን ትምህርትን ንምምሕያሽ፡ ተሳትፎ ሕብረተ-ሰብ ብሓፈሻ፡ ናይ ወለድን ተመሃሮን ድማ ብፍላይ ክብርኽ ኣገዳሲ ምዃኑ፡ ብ22 መስከረም ኣብ ዝተኻየደ ርክብ ተገሊጹ። ኣብ’ቲ ርእሳነ-መማህራን፡ ሱፐርቫይዘራት፡ ኣመሓደርቲ ከባቢን ኮሚተ...
ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ.)፡ ብሩራዊ ኢዮቤልዩ ምምስራቱ ንምጽምባል ከካይዶ ዝጸንሐ ምድላዋት ከምእተጻፈፈ፡ ኣቦ-መንበር ማሕበር ገሊጹ። መምህር ገብረብርሃን ኢያሱ፡ “መብጽዓ ንብሩህ መጻኢ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ብደረጃ...
ERi-TV, Eritrea – Arabic news for October 3, 2018
ERi-TV, #Eritrea – Tigrinya News for October 3, 2018