To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Archive - 2018
ኤርትራውያን ነበርቲ ከተማታት ባሪን ፒስቶያን – ኢጣልያ፡ ዝተፈላለየ መደባት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ብመሰረት ዝበጽሓና ሓበሬታ፡ ኣብ ከተማ ፒስቶያ – ቶስካና ዝነብሩ ዜጋታት፡ ብ30 መስከረም፡ ብውዳበ ሃማደኤ ኣብ ኢጣልያ ኣብ ከተማ ከረን...
ምምሕዳር ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ምስ ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ኤርትራ ብምትሕባባር፡ ሓለፍቲ ክፍልታት፡ ጨናፍር ሚኒስትሪታት፡ ሃገራውያን ማሕበራትን ኣባላት ባይቶን ንዝርከብዎም ኣብቲ ዞባ ዝነጥፉ ሓለፍቲ፡ ኣብ ምምዕባል ትካላዊ ኣሰራርሓን ምሕደራን ዘተኰረ ስልጠና...
ኣብ ንኡስ ዞባ ሎጎ ዓንሰባ – ምምሕዳር ከባቢ ምለዛናይ፡ ብልዕሊ 6 ሚልዮን ናቕፋ ዝተሃንጸ ፕሮጀክት ጽሩይ ዝስተ ማይ፡ ብ30 መስከረም ብኣመሓዳሪ ዞባ ጋሽ-ባርካ ኣቶ ፍስሃየ ሃይለ ተመሪቑ። እቲ ብምትሕብባር ኣብ ውሽጢን ወጻኢ ሃገርን ዝነብሩ ዜጋታት፡...
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 05 ጥቅምቲ 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
DimTsi Hafash #Eritrea/ክርን ገቢል ኤርትርየ: Tigre Program for October 4, 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, #Eritrea – Tigre News for October 04, 2018
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 04 ጥቅምቲ 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, #Eritrea – Arabic news for October 4, 2018
ኣብ ሃገራዊ መርመራ ካልኣይ ደረጃ ናይ ሰርትፊኬት ነጥቢ ዝረኸቡ ኣባላት መበል 31 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ኣብ ማእከል ሞያዊ ስልጠናታት ብዝተፈጥረሎም ዕድል፡ ከድምዑሉ ዝኽእሉ ዓውደ-ስልጠና መሪጾም። ብ2 ጥቅምቲ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ምምራጽ ስነ-ስርዓት፡ ዳይረክተር...