ንኣስታት 17 ዓመታት ዕጥቃዊ ቃልሲ ከካይድ ዝጸንሐ ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ (ደምህት)፡ ቃልሱ ብሰላማዊ መንገዲ ክቕጽል ምስ መንግስቲ ደሞክራስያዊት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ብዝበጽሖ ስምምዕ፡ 3,200 ኣባላት ሰራዊቱ ትማሊ 9 ጥቅምቲ ናብ ኢትዮጵያ...
Archive - 2018
ሚኒስትሪ ፍትሒ፡ ኣብ ገስጋስ ስራሑን ተራ ሞያውያን መንእሰያት ሕጊ ኣብ ምሕያል ትካላት ፍትሒን ዘተኰረ፡ ካብ ኩለን ዞባታት ዝተዋጽኡ መንእሰያት ኣባላቱ ዝተሳተፍዎ ዓውደ ዘተ፡ ብ8ን 9ን ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ ኣካዪዱ። ሚኒስተር ፍትሒ ፎውዝያ ሃሽም ኣብ መኽፈቲ ናይ’ቲ...
ERi-TV, Eritrea – Arabic news for October 10, 2018
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for October 10, 2018
ERi-TV, #Eritrea – Tigre News for October 9, 2018
ERi-TV, Eritrea – ሄራር፡ ሎጎ ዐንሰበ አክያር ደረ
ብምኽንያት ጽምብል ብሩራዊ እዮቤልዩ ምምስራት ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ፡ ኩሉ-መዳያዊ ተመኲሮታት ስንኩላን ኲናት ንምልውዋጥ ዝሕግዝ ርክብ፡ ብ4 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ መንደፈራ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ዘተ፡ ማሕበር – ኣብ ናይ 25 ዓመት...
ማሕበር መማህራን ዞባ ማእከል፡ ብምኽንያት 5 ጥቅምቲ – ኣህጉራዊ መዓልቲ መማህራን ኣብ ዝወደቦ ስነስርዓት፡ ነቲ “መሰል ትምህርቲ፡ ብብቑዕ መምህር ይረጋገጽ” ዝብል ናይ ሎሚ ዓመት ቴማ ዝያዳ ንምዅላዕ፡ 25 ደቂ ኣንስትዮ ዝርከባኦም 88 ገዳይምን...
ERi-TV, Eritrea – Arabic news for October 9, 2018
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for October 9, 2018