Archive - 2018

ኣብያተ-ጽሕፈት ህግደፍ ኣብ ዓንሰባን ደቡብን ንጥፈታቶም ገምጊሞም

ኣብያተ-ጽሕፈት ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣብ ዞባታት ዓንሰባን ደቡብን፡ ኣብ ፖለቲካዊ፡ ውድባዊ፡ ምምሕዳራውን ካልእን መዳያት ተታሒዞም ዝነበሩ መደባት፡ ከምኡ’ውን ካብ ትግባረኦምን ውጽኢቶምን ዝተቐስሙ ተመኲሮታት ንምግምጋም – ብ21 ታሕሳስ...

ምምሕዳር ዞባ ዓንሰባ ትግባረ መደባት ስራሑ ገምጊሙ

ምምሕዳር ዞባ ዓንሰባ፡ ብ19ን 20ን ታሕሳስ ኣብ ዘቃንዖ ኣኼባ፡ ን2018 ዝተወጠኑ መደባት፡ ትግባረኦም ኣብ ባይታ – ብመንጽር ዝነበሩ ብልጫታትን ብድሆታትን ገምጊሙ። ብመሰረት ዝቐረቡ ጸብጻባት፡ ልዕሊ 54 ሽሕ ሄክታር ከምእተሓርሰን ዝተፈላለየ ኣእካል...

Login

Categories