Archive - 2018

ባይቶ ዞ/ዓንሰባ መበል 21 ምዱብ ኣኼባኡ ኣቃኒዑ

ባይቶ ዞባ ዓንሰባ፡ ብ22 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ከረን መበል 21 ምዱብ ኣኼባኡ ብምክያድ፡ ንጥፈታቱ ገምጊሙ። ባይቶ፡ ብኹለን ክፍልታት፡ ማሕበራትን ፖሊስን ዝቐረበ ጸብጻባት ድሕሪ ምምልካት፡ ኣብ ምኽፋል ግብሪ ብዛዕባ ዝርአ ዘሎ ምድንጓያትን ፍታሑን፡ ገስጋስ ንጥፈታት...

“ኣብ ሕቶ ኤች.ኣይ.ቪ. ክንዛነ የብልናን” ሚ/ጥዕና

ኣብ ኣስመራ፡ ኣብ ምክልኽል ተመሓላለፍቲ ሕማማትን ምቁጽጽር መልከፍቲ ኤች.ኣይ.ቪ/ኤይድስን፡ ንቑሕ ተራ ሕብረተ-ሰብ ብሓፈሻ ናይ መንእሰያት ድማ ብፍላይ ንምዕዛዝ – ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ማእከል፡ ሓላፊ ኣሃዱ ጐስጓስን...

ፕረዚደንት ሃማደኤ፡ ደቂ-ኣንስትዮ ትምህርትን ሞያን ክዓጥቃ ተዘኻኽር

ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ደቂ-ኣንስትዮ ብትምህርትን ሞያን ክስጒማን፡ ኣብ ውሽጢ ሕብረተ-ሰብ ርእሰን ክኢለን ዕዙዝ ተራ ከበርክታን ብዕቱብ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊጹ። ፕረዚደንት ማሕበር ወ/ሮ ተኽኣ ተስፋሚካኤል፡ ብ22ን 23ን ታሕሳስ ኣብ ሳዋ ንኣባላት...

ዓዲ-ቐይሕ – 10 ስንኩላን ብዓይነት ተጣይሶም

ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ኣብ ምምሕዳራት ከባቢ ተዀንዳዕን ዓዲኻንታን ንዝነብሩ 10 ጽጉማት ስንኩላን ደገፍ ገይሩ። ብመሰረት ሓበሬታ ሓላፊ’ቲ ቤትጽሕፈት፡ ኣቶ ገብርኤል ካሕሳይ፡ እቶም ብምምሕዳር ዝተለለዩ ስንኩላን...

ኣስታት 190 ሽሕ ዶላርን 204 ሽሕ ናቕፋን ተወፍዩ

ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ንመናበዪ ስድራ-ስዉኣት ዝውዕል ኣስታት 190 ሽሕ ዶላርን 204 ሽሕ ናቕፋን ወፍዮም። ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝነብሩ ኤርትራውያን ኣስታት 187 ሽሕን 300ን ዶላር ከውፍዩ እንከለዉ፡ ማሕበር ወነንቲ ኣውቶቡስ ዓወት 180 ሽሕ...

Login

Categories