Archive - 2018

ርክባት ኣብ መንጎ ህዝብን ኣካላት መንግስትን ክቕጽል ተሓቲቱ

ኣብ መንጎ ህዝብን ኣካላት መንግስትን ዝካየድ እዋናዊ ርክባት፡ ንቕሓት ኣብ ምብራኽ፡ ሓድነት ኣርኣእያ ኣብ ምፍጣር፡ እዋናውያን ሕቶታት ኣብ ምምላስን ገበን ኣብ ምኽልኻልን ዘለዎ ኣገዳስነት ተራእዩ ብዝለዓለ ክቕጽል፡ ኣብ ዞባ ማእከል ክካየድ ኣብ ዝቐነየ ህዝባዊ...

ጋዜጣዊ መግለጺ ‘ኢንድያን ኦሸን ኒውስለተር’ ሕጂ’ውን ካልእ ህውቱት ውንጀላ

‘ኢንድያን ኦሸን ኒውስለተር’ (ION) ዝተባህለ ጋዜጣ፡ ኣብ ናይ 21 ታሕሳስ 2018 – ቊጽሪ 1488 ሕታሙ፡ “ፕረዚደንትታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ (AMISOM) ኣብ 2021 ካብ’ታ ሃገር ጠቕሊሉ ምስ ወጸ፡ ንቦታኡ...

ፎርቶ-ሳዋ – ጽጉማት ስድራ-ቤታት ሓገዝ ተገይሩሎም

ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ኣብ ንኡስ ዞባ ፎርቶ-ሳዋ፡ ማሕበረ-ቁጠባዊ ሽግራት ንዘለወን ስድራ-ቤታት ዓይነታዊ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ኣብ ምምሕዳራት ከባቢ ተልኣይ፡ ኩልንቴባይ፡ ዋካይን ማእከል ምምሕዳር ፎርቶ-ሳዋን ንዝነብራ ስድራ-ቤታት...

ሰረጀቓ – ኣመሓዳሪ ዞ/ማእከል ምስ ወከልቲ ህዝቢ ዘትዩ

ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይ፡ ብ25 ታሕሳስ ምስ ወከልቲ ህዝቢ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ ኣብ ኣድማዕነት ትግባረ መደባት ልምዓት ዘትዩ። ውሕስነት መግቢ ንምርግጋጽ ዝካየድ ስራሓት፡ ብስነ-ፍልጠትን ቴክኖሎጂን ምስ ዝስነ ዝያዳ ከምዘድምዕ...

Login

Categories