Archive - 2018

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ምብጻሕ ፈጺሙ

ቀዳማይ ሚኒስተር ሪፓብሊክ ኢጣልያ ጁዜፐ ኮንተ፡ ትማሊ ዓርቢ 12 ጥቅምቲ፡ ኣብ ኤርትራ ናይ ሓደ መዓልቲ ወግዓዊ ምብጻሕ ፈጺሙ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኮንተ ቅድሚ ፍርቂ መዓልቲ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ኣብ ዝኣተወሉ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ሚኒስተራትን...

ገዲም ተጋዳላይ ጐይትኦም ኣርኣያ ተሰዊኡ

ገዲም ተጋዳላይ ጐይትኦም ኣርኣያ፡ ብ10 ጥቅምቲ ኣብ መበል 64 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ሓምለ 1975 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ተጋዳላይ ጐይትኦም ኣርኣያ፡ ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ዞባ ደቡብ፡...

ዓዲ-ቐይሕ – ኣብ ኣተገባብራ መደባት ልምዓት ተዘትዩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ኣብ ኣተገባብራ ልምዓታዊ መደባትን ኣገዳስነት ምዕዛዝ ኮማዊ ተሳትፎን ዘተኰረ ርክብ ተኻዪዱ። ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ሃብታይ ተስፋዝጊ፡ ምስ ነበርትን ሰራሕተኛታት መንግስትን ኣብ ዝገብሮ ርክብ፡ ተራ ብቑዕ ፍልጠትን ሞያን ዝዓጠቑ...

ዓለምለኻዊት መዓልቲ ኣዋልድ ብዝተፈላለየ መሰናድኦ ተዘኪራ

ዓለምለኻዊት መዓልቲ ኣዋልድ፡ “ምሕያል ጓለንስተይቲ ብተሳትፎኣ” ብዝብል ቴማ፡ ትማሊ 11 ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ – ሆቴል ኣስማራ ፓላስ ተዘኪራ። ኣብ’ቲ ሰበ-ስልጣን መንግስቲ፡ ሓለፍቲ ሃገራውያን ማሕበራት፡ ወኪል ማዕከን ህጻናት ውድብ ሕቡራት ሃገራት...

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ ወግዓዊ ምብጻሕ ክፍጽም’ዩ

ቀዳማይ ሚኒስተር ሪፓብሊክ ኢጣልያ – ጁዜፐ ኮንተ፡ ኣብ ኤርትራ ናይ ሓደ መዓልቲ ወግዓዊ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ሎሚ 12 ጥቅምቲ ቅድሚ ፍርቂ መዓልቲ ኣስመራ ክኣቱ እዩ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኮንተ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝጸንሓሉ እዋን፡ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ...

Login

Categories