Archive - 2018

ጋሽ-ባርካ – ምድላዋት ንወፍሪ ክታበት ንፍዮን ሩቤላን ተጻፊፉ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ካብ 21-30 ሕዳር 2018 ዝካየድ ወፍሪ ክታበት ንፍዮን ሩቤላን ንምዕዋት ክግበር ዝጸንሐ ምድላዋት ከምእተጻፈፈ ተሓቢሩ። ኣብ መላእ’ቲ ዞባ 400 ሽሕ ህጻናት ጸረ ሕማማት ንፍዮን ሩቤላን ንምኽታብ፡ ን130 ሽሕ ህጻናት ድማ ቪታሚን “A”...

ኣብ ን/ዞባ ጎልጅ፡ ሕርሻዊ ወፈራዊ ስራሓት ይሰላሰል ኣሎ

ኣብ ንኡስ ዞባ ጎልጅ፡ ብመደብ መኸተልምዓት ምዕራባዊ ዞባ፡ ኣብ ንጥፈታት ክረምታዊ ሕርሻ ዘተኰረ ስርሓት ይሰላሰል ኣሎ። ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ጎልጅ ኣቶ ደሴ ዘርአሚካኤል፡ ህዝቢ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣብ ከባቢኡ ምስ ዝርከቡ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ተወሃሂዱ፡ ካብ...

Login

Categories