Archive - 2018

ባጽዕ – ኣብ ኣገባብ ኣመሃህራ ስልጠና ተዋሂቡ

ቤት-ጽሕፈት ትምህርቲ ንኡስ ዞባ ባጽዕ፡ ሞያዊ ብቕዓት መማህራን ብሓፈሻ ናይ መባእታ ድማ ብፍላይ ንምሕያል ዝሕግዝ ስልጠና፡ ካብ 30 ጥቅምቲ ክሳብ 3 ሕዳር ን77 መማህራን ሂቡ። እቲ ንመማህራን ቋንቋን ቊጽርን ዝተዋህበ ስልጠና፡ ሜላታት ኣመሃህራ፡ ኣጠቓቕማ...

ዓድታት ን/ዞ/ናቕፋ ኣብ ሕርሻዊ ልምዓት ክብርትዓ ይሕተታ

ኣብ ንኡስ ዞባ ናቕፋ፡ ዓድታት እቶታውነት ንምዕባይ ተበግሶታተን ኣብ ሕርሻዊ ልምዓት ከዕዝዛ፡ ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ናቕፋ ኣቶ ያቆብ እድሪስ፡ ምስ ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ኣበሎ፡ ሞዖን በያንን ኣብ ዝገበሮ ርክብ ኣዘኻኺሩ። ጽላት ሕርሻን እቶቱን ንምምዕባል፡ ውሕሉል...

ተሰነይ – ዘራእቲ ስድራ ስዉኣት ብወፈራ ይዕጸድ ኣሎ

ኣብ ንኡስ ዞባ ተሰነይ፡ ብምትሕብባር ህዝብን ኣብ’ቲ ከባቢ ዘለዉ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻልን፡ ግራውቲ ስድራ ስዉኣት ብወፈራ ይዕጸድ ኣሎ። ኣብ ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ተሰነይ ሓላፊ ምክትታል ምምሕዳራት ከባቢ፡ ኣቶ ተስፋሚካኤል መንግስትኣብ፡ እቲ ዝዕጸድ ዘሎ ዘራእቲ፡...

ፕረዚደንት ሃማደኤ፡ ንኣካየድቲ ውዳበታት ማሕበር ኣብ ዞባ ማእከል ሰሚናር ኣካዪዳ

ፕረዚደንት ሃገራዊ ማሕበር ደቂኣንስትዮ ኤርትራ – ወይዘሮ ተኽኣ ተስፋሚካኤል፡ ብ2 ሕዳር ንሓለፍቲ ጨናፍር፡ ጉጅለታትን ኣባላት ቦርድን ዞባ ማእከል ሰሚናር ኣካዪዳ። ኣብ’ዚ – ምዂስኳስ ሃገራዊ ክብርታት፡ ተራን ኣድማዕነትን ውዳበ ኣብ’ዚ ሓድሽ...

ንኡስ ዞባ ዓዲ-ተከሌዛን፡ ኣብ ምክትታል ጥዕና ኣደን ህጻንን ልዑል ኣቓልቦ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ

ኮማዊ ሆስፒታል ዓዲ-ተከሌዛን ንጥዕና ኣደን ህጻንን ዝህቦ ልዑል ኣቓልቦ፡ ኣብ ምርግጋጽ ጥዕናኦም ዝምስገን ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ፡ ኤሪና ዝተወከሰቶም ሞያውያን ገሊጾም። ነርስ ልያ ኣልኣዛር ኣብ ዝሃበቶ ሓበሬታ፡ ክሰላሰል ብዝጸንሐ ዕማም፡ ኣብ ዝሓለፈ 9 ኣዋርሕ፡...

Login

Categories