Archive - 2018

ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰላም ኣብ ኣስመራ ተኸቢራ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰላም፡ ብምውህሃድ ቤት-ጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራ፡ ብ 15 ሕዳር ኣብ ኣስመራ ተኸቢራ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ኣብ ዘስመዖ መደረ፡ ወዲ-ሰብ ብዘይ ስግኣት – ብሰላም ክነብር ዘይገሃስ መሰሉ ከምዝኾነ...

ናይ ዮሃና መልእኽትታት ብምኽንያት ምልዓል እገዳ

ዝተፈላለያ ሃገራት ከምኡ’ውን ዞባውያንን ኣህጉራውያንን ውድባት፡ ብምኽንያት ምልዓል እገዳ፡ ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽትታት ይሰዱ ኣለዉ። መንግስቲ ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ብመንገዲ ቤት-ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ዘውጸኦ...

ውዳበታት ህግደፍ ኣብ ሽወደንን ጀርመንን ኣብ ህሉው ኩነታት ዘትዮም

ውዳበ መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ሽወደን ከምኡ’ውን ውዳበ ህግደፍ ኣብ ታሕታይ ሰሜን ጀርመን፡ ዝተፈላለዩ መደባት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ብመሰረት’ዚ፡ ውዳበ መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ሽወደን፡ “ምድጋፍ መስርሕ ሰላምን ምድራኽ ሃገራዊ መደባት ልምዓትን” ብዝብል ቴማ፡...

ህዝቢ ኤርትራ፡ መኸተ ልምዓት ንምዕዛዝ ይዳሎ

ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ሃገርን ዓለምን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፡ ነቲ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ብ14 ሕዳር ብምሉእ ድምጺ ዘሕለፎ – ውሳነ ምልዓል እገዳ ቊጽሪ 2444 ናይ 2018፡ ብልዑል ሓጐስ ተቐቢልዎ። ድሕሪ’ቲ ውሳነ ምሕላፉ ኤሪና ዝተወከሰቶም...

Login

Categories