Archive - 2018

ኣፍዓበት – ጽጉማት ደቂ-ኣንስትዮ ብሞያ ሰልጢነን

ኣብ ኣፍዓበት፡ 25 ኣለይቲ ስድራ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ብሃማመተኤ ዝተወደበ ናይ ክልተ ኣዋርሕ ስልጠና ኢደ- ጥበባዊ ስራሓት ቀሲመን። ዕላማ ናይ’ዚ ኣሰራርሓ ንህያባት ዝኸውን ስርሓት ዕንቊ ዘጠቓልል ስልጠና፡ ቊጠባዊ ምንጪ ናይ’ተን ደቂ-ኣንስትዮ ንምውሓስ እዩ። ሓላፊ...

ፖሊስ ዞባ ማእከል ንመንእሰያት ሰሚናር ኣካዪዱ

ፖሊስ ዞባ ማእከል፡ ሲቪካዊ ስልጠና ንዝቐሰሙ መንእሰያት፡ ኣብ ምኽልኻል ገበንን ሕግታት ትራፊክን ኣፍልጦኦም ክብ ንምባል – ብ3 ለካቲት ኣብ ሲነማ ኢምፔሮ ሰሚናር ኣካዪዱ። ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ማእከል ኮሎኔል በየነ ኢሳቕ፡ ዕላማ’ቲ ሰሚናር ብቐንዱ –...

ኮለጅ ሕርሻ ሓመልማሎ ‘ኣብያተ-ፈተነ’፡ ኣበርክቶኡ ኣብ ምርምራዊ ስርሓት ተናኢዱ

  ኣብ ኮለጅ ሕርሻ ሓመልማሎ ዝተሃንጸ ዘበናዊ ኣብያተ-ፈተነ፡ ተመሃሮ ሕርሻዊ ምርምራት ከካይዱን ዓቕሞም ኣብ ስነ-ፍልጠታዊ ርኽበታት ክብ ከብሉን ዓቢ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ፡ ኣብ’ቲ ኮለጅ ሓላፊ ክፍሊ ምውህሃድ ኣብያተ-ፈተነ ዶክተር ብርሃን ኽያር ገሊጹ።...

ዓዲ-ቐይሕ – ፍግረ- መሬት ንምፍዋስ ጻዕርታት ይካየድ

ኣብ ከተማ ዓዲ-ቐይሕ ናይ ዝጥርነፋ ሽዱሽተ ዓድታት – ምምሕዳራት ከባቢ ሓይነባን ሃዳሙን፡ ብፍግረ-መሬት ዝተባሕጕጐ ከባቢታት ንምፍዋስ፡ ማእቶታዊ ንጥፈታት ኣካዪደን። ኣመሓዳሪ ምምሕዳር ከባቢ ሓይነባ ኣቶ ጀማል መሓመድ ሽፋ፡ እቲ ብውሕጅ ዝተባሕጐጐ መሬት፡...

Login

Categories