ኣብ ፕሮጀክት ሕርሻ ገርሰት፡ ኣብ ልምዓት ፍረታትን ኣሕምልትን ደሓን ገስጋስ ይምዝገብ ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ኣብ’ቲ ፕሮጀክት ኣብ ሓደ ሽሕ ሄክታር ልዕሊ 30 ሽሕ ኣግራብ ኣራንሺ፡ ማንጉስ፡ ግሬን፡ ለሚን፡ መንደሪን፡ ፓፓዮ፡ ዘይቱንን ተምሪን ተተኺሉ...
Archive - 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Arabic News – November 17, 2017
ነበርቲ ዳዕሮ-ጳውሎስ – ንኡስ ዞባ ጋላ-ነፍሒ፡ ናብ ዓዶም ዝኣቱ ንተሽከርከርቲ ከጸግም ዝጸንሐ ናይ ሓመድ ጽርግያ ጸጊኖም። እቲ መስመር ንዕለታዊ ንጥፈታቶም ብኣሉታ ጸልይዎ ምጽንሑ ዝሓበረ ኣመሓዳሪ’ቲ ምምሕዳር ከባቢ – ኣቶ ፍጹም ኣርኣያ፡ እቲ...
ኣብ ምምሕዳር ከባቢ በለዛ – ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ፡ ብ12 ለካቲት መስርሕ ምዕዳል መሬት ጤሳ ተኻዪዱ። ኣብ’ዚ ናይ ሕጂ ምዕዳል፡ 344 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 1079 ዜጋታት ከም እተዓደሉ ዝገለጸ ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ መሬት፡ ማይን ኣከባብን ዞባ ማእከል...
ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት እምኒ-ሓይሊን ዓዲ-ዃላን፡ 75 መንእሰያት – ብዝተፈላለዩ ዓውደ-ሞያታት ናይ ክልተ ክሳብ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ዝሰልጠና ወሲዶም ተመሪቖም። እቶም መንእሰያት፡ 15 ካብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ፡ 60 ድማ ካብ ንኡስ ዞባ እምኒ...
ኣብ ከተማ ባጽዕ ዝርከብ ፋብሪካ መፍረ ውጽኢት ፕላስቲክ ኤርትራ፡ ኣብ መጠንን ብቕዓትን ፍርያቱ ዕብየት የመዝግብ ከምዘሎ፡ ዋና ኣካያዲ ስራሕ’ቲ ፋብሪካ ኣቶ መሓሪ ሰጊድ ገሊጹ። ኣቶ መሓሪ፡ እቲ – ንሃገራዊ ልምዓታዊ መደባት ብሓፈሻ፡ ንሕርሻዊ ልምዓት፡...
ERi-TV Arabic News from Eritrea for February 15, 2018
ERi-TV Tigre News from Eritrea for February 14, 2018