Archive - 2018

ኣብ ኣዱሊስ፡ ንዝሰፍሐ መጽናዕቲ ዝደፍእ ኣሰራት ተረኺቡ

ኣብ ጥንታዊት ወደብ ኣዱሊስ፡ ብኣላይነት ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራ – ብዝተኻየደ ኲዕታን መስርሕ ምጽጋንን ዳህሳስን፡ ንምስጢር ናይ’ቲ ከባቢ ዘጒልሕን ንዝሰፍሐ መጽናዕቲ ዝደፍእን ሓድሽ ኣሰራት ተረኺቡ። ኣብቲ ዓውዲ ዝነጥፉ ዘለዉ ክኢላታት፡ ኣብ’ቲ...

ጸሮና – ኣስታት 40 ሽሕ ጥሪት ተኸቲበን

ጨንፈር ሚኒስትሪ ሕርሻ ዞባ ደቡብ፡ ጥዕና ጥሪት ንምውሓስ ኣብ ንኡስ ዞባ ጸሮና – ንክልተ ሰሙን ዝቐጸለ ወፍሪ ክታበት ኣካዪዱ። ኣወሃሃዲ ሕክምና እንስሳታት ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መንእሰይ መብራህቱ መዝገቦ፡ በቲ ንሓረስቶት ቀረባ ኣብ ዝኾና 21 ነቚጣታት...

ዓንሰባ – ለሰታት ሩባ ዓንሰባ ክለምዕ ይሕተት

ኣብ ገማግም ሩባ ዓንሰባ ዝርከብ ለሰታት፡ መእለዪ ውሕጅ ተሰሪሑሉ ንምልማዑ ተበግሶታት ክውሰድ፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ዓሊ ማሕሙድ፡ ጸጋታትን ተኽእሎታትን ንምዕዛብ – ኣብ ንኡስ ዞባ ሃበሮ ዑደት ኣብ ዝገበረሉ ኣጋጣሚ ኣዘኻኺሩ። ልምዓት ኣብ ገማግም ሩባ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ንፕረዚደንት ‘ፊፋ’ ኣዘራሪቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንፕረዚደንት ኣህጉራዊ ፈደረሽን ኲዕሶ እግሪ፡ ማለት ‘ፊፋ’ – ጃን ኢንፋንቲኖ፡ ትማሊ ዓርቢ 23 ለካቲት ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ፡ ኣብ መቐበል-ኣጋይሽ ደንደን ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ። ኣብ’ቲ ርክብ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ‘ፊፋ’...

Login

Categories