Archive - 2018

ድባርዋ – መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ተዘትዪሉ

ኣብ ንኡስ ዞባ ድባርዋ፡ ኣብ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ዘጋጥሙ ጸገማት ብምልላይ – ፍታሕ ንምምጻእ ዝዓለመ ርክብ ብ23ን 24ን ለካቲት ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ርእሳነ-መማህራን፡ ሱፐርቫይዘራትን ወከልቲ ጨናፍር ሚኒስትሪታትን ዝተሳተፍዎ ርክብ፡ ኣብ ኩለን...

ደቀምሓረ ኣብያተ-ትምህርቲ ጸገማተን ከለልያ ይሕተታ

ኣብያተ-ትምህርቲ፡ ጥጡሕ ናይ ምብህሃል ባይታ ብምፍጣር ጸገማተን ኣለልየን ንምፍትሑ ክሰርሓ፡ ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ደቡብ፡ መምህር ህብትዝጊ ኪዳነ፡ ኣብ ከተማ ደቀምሓረ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ኣዘኻኺሩ። ኣብ’ቲ ብ20ን 21ን ለካቲት ምስ ርእሳነ-መማህራን...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ጥምረቶም ዘሐይል መደባት ኣሰላሲሎም

ኣብ ጀርመን፡ ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን፡ ንግስነት ስዑዲ-ዓረብን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ዝነብሩ ዜጋታት፡ ጥምረቶምን ምስ ሃገሮም ዘለዎም ምትእስሳርን ዘደንፍዕ፡ ከምኡ’ውን ርድኢቶም ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ዘበርኽ መደባት ኣሰላሲሎም። ብመሰረት’ዚ፡ ጨንፈር ሃገራዊ...

ጋሽ-ባርካ – 90 መንእሰያት ሞያዊ ስልጠና ረኺቦም

ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኤርትራ ጨንፈር ዞባ ጋሽ- ባርካ፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ባረንቱ፡ ሃይኮታን ሻምብቆን ብሞያታት ኤዲቲንግ፡ ግራፊክስን ስነ-ጽባቐ ጸጒሪ ርእስን ዘሰልጠኖም 90 መንእስያት ኣመሪቑ። እቲ ትምህርቲ፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ባረንቱ ን15...

Login

Categories