ኣብ ምሕያል ውጽኢት ትምህርቲ፡ ወለዲ – ማእከል ስሉሳዊ ዝምድና ስለዝኾኑ፡ ኣብ ምምእዛን ተመሃሮ ደቆም ተራኦም ከዕዝዙ፡ ኤሪና ዘዘራረበቶም መማህራንን ኣባላት ኮሚተ ወለድን ኣዘኻኺሮም። መምህር ቤት-ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣቶ ወርሽ ኪዳነ፡...
Archive - 2018
ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ተሳትፎን ተወዳዳርነትን ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ዕብየት የመዝግብ ከምዘሎ፡ ሓላፊ ኣሃዱ ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣብ’ቲ ዞባ መምህር ተኽለሰንበት ዘርኣይ ሓቢሩ። ኣብ’ቲ ዞባ ኣርባዕተ ናይ ብሕቲ ዝርከባአን 18 ናይ ካልኣይ ደረጃ...
ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ህዝቢ ዝካየዱ ጥዕናዊ ጐስጓሳትን ዝወሃቡ ኣስተምህሮታትን ዝያዳ ንኸድምዑ፡ “ምብህሃል ንምዕባለ” ብዝብል ቴማ፡ ን20 ኣባላቱን ኣብ ጥዕናዊ ጐስጓሳት ዝነጥፉ መሻርኽቱን ኣስተምህሮ ሂቡ። ኣብ’ቲ ካብ 27 ለካቲት ክሳብ 2 መጋቢት...
ERi-TV Arabic News from Eritrea for March 7, 2018 — Subscribe to DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ – Official) .
ERi-TV Tigre News from Eritrea for March 6, 2018.
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: :ዕድመ ዘይገደቦም ኣብነትዊ ሓረስታይ
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ:ግጥሚ:ቆቢዕ ደቂ ሕድርትና
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ኣብ ንኡስ ዞባ ጸሮና፡ ዓማዊል ትካል ውህለላን ንኡስ ልቓሕን (ኣኮርድ)፡ ኣብ መነባብሮኦም ምምሕያሽ ከምዘምጽኡ ገሊጾም። እቶም ኣብ ንኡስ ንግዳውን ሕርሻውን ዋኒናት ዝተዋፈሩ ዜጋታት፡ እቲ ከም መበገስን መማዕበሊን ዋኒኖም በብመድረኹ ዝተፈቕደሎም ልቓሕ፡ ኣብ ህይወቶም...