Archive - 2018

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣካይዶም

ኣብ ለንደን፡ ፈረንሳ፡ ጀርመንን ደቡብ ኣፍሪቃን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ሃገራዊ ጥምረቶም ንምድልዳልን ኣበርክቶኦም ኣብ ሃገራዊ መደባት ንምድንፋዕን ዝዓለመ ንጥፈታት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያን ሰሜን ኣየርላንድን ኣቶ...

ጽርግያ እምኒ-ሓይሊ – ዓዲ-ባሓይላይ ጽገና ይካየደሉ

ተቐማጦ ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊ፡ ንውሕስነት ናይ’ቲ ብኩባንያ ህንጻ ብድሆ ሓፈሻዊ ህንጸት መሰረታዊ ጽገና ዝተገብረሉ – 30 ኪሎ-ሜተር ዝንውሓቱ መስመር እምኒ-ሓይሊ – ዓዲ-ባሓይላይ ወፈራታት የካይዱ ኣለዉ። ብመሰረት ሓበሬታ ኣማሓዳሪ’ቲ ንኡስ...

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ብዝተፈላለየ መሰናድኦታት ተዘኪራ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ – 8 መጋቢት፡ “እርከና ደቂ-ኣንስትዮ – መቕድም ምዕሩይነት” ብዝብል ቴማ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ብዝተፈላለየ መሰናድኦታት ተዘኪራ። ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ በዚ ኣጋጣሚ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፡ 8...

ኣብ ከተማ ከረን፡ ብሞያ ዝሰልጠኑ 79 ዜጋታት ተመሪቖም

ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ዓንሰባ፡ ምስ መሻርኽቱ ብምውህሃድ ንልዕሊ 4 ኣዋርሕ ብሞያ ኤለክትሪሲቲ፡ ስርሓት ካይላ፡ ማእለማን ኮምፕዩተርን ዘሰልጠኖም 79 ዜጋታት ተመሪቖም። ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ዞባ ዓንሰባ፡ ኣቶ ተስፋጽዮን ግርማይ፡ ዜጋታት...

Login

Categories