ኣብ ከተማ ከረን፡ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት፡ ጐድኒ-ጐድኒ ዕብየት ቊጽሪ ነበርቲ ብመጠንን ዓይነትን ምዕባለ ከምዘርኣያ፡ ኣመሓዳሪ ናይ’ታ ከተማ ኣቶ ዘርእዝጊ ዳዊት ሓቢሩ። ቊጽሪ ኣብያተ-ትምህርቲ ካብ መዋእለ- ህጻናት ክሳብ ካልኣይ ደረጃ 68 በጺሑ ከምዘሎ፡...
Archive - 2018
ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ ተወጢኖም ዘለዉ ዓበይቲ መደባት ልምዓት ብኣድማዕነት ንኽትግበሩ፡ ህዝቢ ተሳትፎኡ ከዕዝዝ፡ ኣመሓዳሪ’ቲ ዞባ ኣምባሳደር መሓመድ-ስዒድ ማንታይ ኣብ ጢዖ፡ ዕዲን ዋደን ምስ ህዝቢ ኣብ ዝገበሮ ርክብ ኣዘኻኺሩ። ኣምባሳደር...
ኣብ ድባርዋ፡ ብሞያ ዝሰልጠኑ ልዕሊ 60 መንእሰያት፡ ብ6 መጋቢት ተመሪቖም። ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት ብመሰረት ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ኣብ 2017/2018 ብጠቕላላ ልዕሊ 470 መንእሰያት፡ ካብ 3 ክሳብ 6 ኣዋርሕ ዝቐጸለ – ብጽርበት ዕንጸይቲ፡ ምርባሕ ንህቢ፡...
ኣብ ዞባ ማእከል፡ ንመስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ብኣሉታ ዝጸልዉ ጉዳያት ብንጹር ስለእተለለዩ – ቅልጡፍ ፍታሕ ክናደየሎም ጻውዒት ቀሪቡ። ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ብ9 መጋቢት ኣብ ዘካየዶ ገምጋም፡ መስርሕ ምርግጋጽ ብቕዓት ትምህርቲን ምሕያል ውጽኢት...
ERi-TV Open Mic: Interview With a UN Advisor: Gender Equality and Women’s Empowerment
ERi-TV Open Mic: Interview With a UN Advisor: Gender Equality and Women’s Empowerment.
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: ዜና (ናይ ምሸት) – መጋቢት 10, 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV መደብ ኒሚጎዕ: How Did MaiMne/ማይምነ Get Its Name Subscribe to DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ – Official) .
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: ዜና – መጋቢት 10, 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: መደብ ሃብሮም – ጥዕና ማኪናኻ ብኽመይ ትሕሉ
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Arabic News from Eritrea for March 10, 2018.