Archive - 2018

ሃማደኤ ዞ/ማእከል ንንፉዓት ተመሃሮ ኣተባቢዑ

ሃማደኤ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ዓመተ- ትምህርቲ 2016/2017 ልዑል ነጥቢ ንዘምጸኣ 570 ተማሃሮ ኣተባቢዑ። ካብተን ንሽልማት ዝበቕዓ ተመሃሮ፡ እተን 37 – ካብ 96 ክሳብ 99.2 ሚእታዊት ነጥቢ ዘመዝግባ እየን። በብከባቢኡ ኣብ...

ማሕበር መማህራን፡ ኣብ ጉዳያት ትምህርቲ ዘተኰረ ሰሚናር ወዲቡ

ማሕበር መማህራን ኤርትራ፡ ኣፍልጦ ኣባላቱ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ትምህርቲ ንምብራኽ፡ ተመኲሮ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ጒዕዞ ትምህርቲ ንምቕሳም፡ ኣብ ስራሕ ብዛዕባ ዘጋጥሙ ብድሆታትን ኣገባባት ኣፈታትሓኦምን ሓባራዊ መረዳእታ ንምዂስኳስ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ኣተኣላልያ ተመሃሮ...

“ሕቶ መጓዓዝያ ንምምላስ ጻዕርታትና ቀጻሊ እዩ” ሚኒስተር ተስፋስላሰ

ኣብ ኣገልግሎታት መጓዓዝያን መራኸቢታትን ዘሎ ጠለብ ህዝቢ ንምምላእ፡ ኣብ መጽናዕትን ምስራዕ ቀዳምነታትን ዝተመርኰሰ ወፍሪን ደረጃ ብደረጃ ዝኸይድ ትግባረን ዘጠቓልል ቀጻሊ ጻዕሪ ይካየድ ከምዘሎ፡ ሚኒስተር መጓዓዝያን መራኸቢታትን ኣቶ ተስፋስላሰ ብርሃነ ገሊጹ።...

ሰ/ቀ/ባሕሪ – ገስጋስ ትምህርቲ ዘሐይል መደባት ገስጋስ ትምህርቲ ዘሐይል መደባትስ

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ገስጋስ ትምህርቲ ዘሐይል መደባት ይሰላሰል ከምዘሎ፡ ሓላፊ ትምህርቲ ኣብ’ቲ ዞባ መምህር ረሺድ መሓመድ-ዑስማን ብ5ን 6ን መጋቢት ኣብ ባጽዕ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ገሊጹ። ኣብ’ዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመተ- ትምህርቲ፡ ልዕሊ 2400 ሰደቓታት...

Login

Categories