ኣብ ገልዓሎ፡ ጥቕሚን ሳዕቤናት ጉድለትን ‘ኣዮዲን’ ብዝምልከት፡ ንተማሃሮ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። ሓላፊ ማእከል ጥዕና ገልዓሎ ነርስ ሙሉጌታ ታረቀ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፡ ጉድለት ኣዮዲን ኣብ ጥዕና ሰብን ጥሪትን ዓቢ ሃስያ ከምዘውርድ ጠቒሱ፡...
Archive - 2018
ኣብ ንኡስ ዞባ ድባርዋ፡ ኣብ ትግባረ ዝተወጠኑ መደባት ልምዓትን ኮማዊ ተሳትፎን ዝዝቲ ርክባት፡ ካብ 21 ለካቲት ክሳብ 11 መጋቢት ኣብ 28 ምምሕዳራት ከባቢ ተኻይዱ። ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ፍረወንጌል ተኽለሃይማኖት፡ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ብዛዕባ ዝዕመሙን...
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ዜጋታት፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ማይ-ዓይኒ ንእትነብር – ከቢድ ስንክልና ዘለዎም ሓሙሽተ ቈልዑ ዘለውዋ ስድራ-ቤት ኣቶ ሳልሕ ኣሕመድ፡ ገንዘባዊ ሓገዝ ኣበርኪቶም። በዚ መሰረት፡ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ፈይስ-ቡክ፡ ዩትዩብን ትዊተርን...
ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ጋሽ-ባርካ ኮሎኔል ሰለሙን ኣስፍሃ፡ መንእሰያት ተመሃሮ ኣብ ሕጊ ዘለዎም ንቕሓትን ኣፍልጦን ብምዕባይ፡ ኣብ ምክልኻል ገበንን በደላትን ተራኦም ንኸዕዝዙ – ንተመሃሮ ኣሕዳሪት ቤት-ትምህርቲ ሞጎራይብ-ጎኘ ሰሚናር ኣካዪዱ። ኮሎኔል ሰለሙን፡ ኣብ...
ERi-TV Tigrinya Evening News reports on HGDEF Vision Contribution – March 14, 2018
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: ዕላል ምስ ዊንታ ገረዝግሄር – ሞዴሊስት ተዋሳኢትን ዲዛይነርን
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
March 15, 2018 – Tigrinya: Dimtsi Hafash Eritrea Morning Broadcast
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV ቴራብ – ኣምና እድሪስ ሲዒድ – ምን ኩልየት ማይ ነፍሒ ያስሚን መሓመድ ሲዒድ – ምን ኩልየት ማይ ነፍሒ – March 14, 2018.
ERi-TV Tigre News from Eritrea for March 14, 2018 – Includes a report on HGDEF Vision’s contribution.
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.