Archive - 2018

መግለጺ

• ድራማ ግብጺ ኣብ ሳዋን፡ ናይ ሱዳን ዶብ ምዕጻውን ምኽፋትን፡ ዘየስደመሞ የለን። እቲ ጽውጽዋይ ግን፡ ኣብኡ ዝውዳእ ኣይኰነን። ዝኽሪታት ምምሓው ቅዲ ወይ ፋሽን ኰይኑሉ ኣብ ዘሎ መዋእል፤ ሰማዒን ተዓዛቢን ምእንቲ ከስተብህል፤ ጸጸኒሕካ ሓቅታት ምንጋር ኣይጽላእን’ዩ።...

መንደፈራ – ንሰራሕተኛታት መንእሰያት ሰሚናራት ተኻይዱ

ኣብ ተራን ኣበርክቶን መንእሰያት ሰራሕተኛታት ኣብ መደባት ልምዓትን መኸተን ዘተኰረ ኣማእዛኒ ሰሚናራት፡ ካብ 12 ክሳብ 16 መጋቢት ኣብ ከተማ መንደፈራ ተኻዪዱ። ወሃብቲ ሰሚናር፡ ብዘይ ውፉይ ኣበርክቶ መንእሰያት ዝረጋገጽ ዕብየትን ምዕባለን ከምዘየለ ብምጥቃስ፡...

ሰንዓፈ – ንመንእሰያት ደቂ-ኣንስትዮ ሰሚናራት ተዋሂቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ፡ ንመንእሰያት ደቂ-ኣንስትዮ ሰራሕተኛታት መንግስቲን ተመሃሮ ካልኣይ ደረጃ ሶይራን፡ ንኩሉ-መዳያዊ ተሳትፎ ደቂ-ኣንስትዮ ዝምልከት ሰሚናራት ተዋሂቡ። ሓላፊት ሃማደኤ ዞባ ደቡብ ወይዘሮ ኣበራሽ ሃብታይ፡ ኣብ ንቕሓት ዝተሰረተ ውዳበታት ምሕያል...

ምሕራር ከተማ ኣፍዓበት ብክብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ተዘኪሩ

መበል 30 ዓመት ምድምሳስ ናደው እዚን ምሕራር ከተማ ኣፍዓበትን፡ ብ19 መጋቢት ብክብ ዝበለ ድምቀት ተጸምቢሉ። ኣብ’ቲ ብዝተፈላለየ መሰናድኦታት ዝደመቐ ስነ-ስርዓት፡ ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት ኣቶ ኣሕመድ መሓመድ-ኑር ረጅብ፡ ዓመት መጸ ምድምሳስ ናደው እዝን...

Login

Categories