Archive - 2018

ደቡብ – ጐስጓሳት ልግሲ ደም ውጽኢት ሂቡ

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ብምትሕብባር ማሕበር ወለንታውያን ለገስቲ ደምን ሃገራዊ ባንክ ደምን ዝካየድ ዘሎ ጐስጓሳት፡ ደረጃ ንቕሓት ዜጋታት ኣብ ልግሲ ደም ብሓፈሻ ወለንታዊ ልግሲ ደም ድማ ብፍላይ ኣብ ምብራኽ፡ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ፡ ኣብ ሃገራዊ ባንክ ደም ሓላፊ...

ባጽዕ – ንተመሃሮ ኮሌጅን ሰራሕተኛታት ወደብን ኣስተምህሮ ተወዲቡ

ኣብ ባጽዕ፡ ንተመሃሮ ኮለጅ ስነ-ፍልጠትን ቴክኖሎጂ ባሕሪን ከምኡ’ውን ንሰራሕተኛታት ወደብ ኣብ ሕጊ ዘተኰረ ኣስተምህሮታት ብ21ን 29ን መጋቢት ተዋሂቡ። ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ሓላፊ ምክልኻል ገበንን ኣብ ዝሃብዎ ኣስተምህሮ፡ ቅኑዕ ኣረኣእያ፡...

ወከልቲ ሃማደኤ፡ ኣብ ኣኼባ ኮሚሽን ምዕባለ ደቂ-ኣንስትዮ ተሳቲፈን

ወከልቲ ሃገራዊ ማሕበር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ካብ 12 ክሳብ 23 መጋቢት ኣብ ኒውዮርክ – ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ዝተቓንዐ መበል 62 ኣኼባ ኮሚሽን ምዕባለ ደቂ-ኣንስትዮ ብምስታፍ፡ ንኩነታትን ምዕባለን ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ዝምልከት መብርሂ...

ERi-TV መደብ ቖላሕታ: Female College Students Reachout to Deaf & Hard of Hearing Students

ERi-TV መደብ ቖላሕታ: ወፍሪ ደቂ-ኣንስትዮ ተማህሮ ኮለጀ ሃመልማሎ ንምትብባዕ ጹሙማን ተማህሮ ሓበሬታ ንተኸታተልቲ ኤሪ-ቲቪ ገለ ተጠቀምቲ ኤሪ-ቲቪ ንመደባትና ኣብ ሞባይል ኣብ ዝከታተልሉ ግዜ ዘይምዕሩይ ናይ ድምጺ/Audio ጸገማት ከምዘጋጥሞም ተዓዚብና ኣሎና።...

ተጋዳላይ ሜጀር ሃይለ ሓጎስ ተሰዊኡ

ገዲም ተጋዳላይ ሜጀር ሃይለ ሓጎስ፡ ብ31 መጋቢት ኣብ መበል 64 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ 1975 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ሜጀር ሃይለ፡ ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ኣብ ኣጋር ሰራዊትን ኣብ ዝተፈላለየ ክፍልታት ውድብን፡ ድሕሪ...

Login

Categories