ERi TV Tigre Evening News from Eritrea for April 11, 2018 – Eritrean News, Eritrea.
Archive - 2018
ERi TV Arabic Evening News from Eritrea for April 11, 2018 – Eritrean News, Eritrea.
ERi TV Tigrinya Evening News from Eritrea for April 11, 2018.
ኣብ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት፡ ማሕበር ሓረስቶት ዋዲ-ላብካ፡ ብ31 መጋቢት ቀዳማይ ጉባኤኡ ኣብ ጋድም-ሓሊብ ኣካዪዱ። ሓሙሽተ ዝኣባላታ ኣካያዲት ኣካል ድማ መሪጹ። ማሕበር፡ ንጥፈታቱ ንምድንፋዕ ኣብ ምልውዋጥ ተመኲሮ ክሰርሕ ከምዝጸንሐ፡ ኣብ ምስራሕ ዓግማትን ጀሪፋትን...
ሽማግለ ኣዕሩኽ መንእሰያት፡ ልዑል ቈላሕታ ዝወሃቦ ውዳበ ምዃኑን፡ ክሳብ ከባቢታት ወሪዱ፡ ኣብ ምንቃሕን ምውዳብን ከምኡ’ውን ትግባረ መደባት ኣበርክቶኡ ከዕዝዝን፡ ሓላፊ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ሃማመተኤ ኣቶ ዑቕባይ በርሀ ኣዘኻኺሩ። ኣብ ሓውሲ ከተማ ጢዖ፡ ምስ...
ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ዝተጀመረ ንጥፈታት ምዕቃብ ሓመድን ማይን፡ ከምኡ’ውን ልምዓት መስኖ ኣድማዒ ምንባሩ፡ ኣብ ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ሓላፊ ኣሃዱ ልምዓት መስኖ ኢንጅነር ኣቤል ወልደጋብር ንኤሪና ሓቢሩ። ዝሓለፈ ዓመት፡ ኣብ ሕርሻዊ መሬት ክስራሕ...
ኣብ ከተማ ከረን፡ 47 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 55 መንእሰያት፡ ብስርሓት ካይላ፡ ትምህርቲ ሙዚቃ፡ ከምኡ’ውን ኣጸሓሕፋን ኣዋሳስኣን ድራማ ሰልጢኖም። እቶም ነዚ ናይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ስልጠና ዕድል ዝረኸቡ መንእሰያት፡ ዘለዎም ማሕበረ-ቊጠባዊ ጸገማት ኣብ ግምት...
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: ዜና – ሚያዝያ 11, 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV ልዝብ መንእሰያት፡ ብዛዕባ ትምህርቲ ሕክምናን ሞያ ሕክምናን.
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ – ፍሉይ መደብ በዓል ትንሳኤ: ድምጺ ፖሊስ ኤርትራ, April 8 , 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.