Archive - 2018

ማይ-ምነን ሰገነይቲን – ባልዕ ዘራእቲ ንምቊጽጻር ጻዕሪ ይግበር

ኣብ ንኡስ ዞባታት ማይ-ምነን ሰገነይቲን፡ ተርእዮ ባልዕ ዘራእቲ ንምቊጽጻር ዝዓለመ ኣስተምህሮታት ይወሃብን ኰለላታት ይካየድን ኣሎ። ኣብ ንኡስ ዞባ ማይ-ምነ፡ ምልክታት ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ዝተራእየሉ ኣእካል ብወፈራ ተኣኪቡ ከምዝተቓጸለ፡ ወኪል ኤሪና ገሊጹ። ኣብ’ቲ...

ነበርቲ ሚዕድር – ታሪኻዊ ቦታታት ንምዕቃብ ይሰርሑ

ነበርቲ ሚዕድር – ንኡስ ዞባ ኣራዕታ፡ ኣብ ከባቢኦም ዝርከብ ታሪኻዊ ቦታታት ንምዕቃብ፡ ካብኦም ዝሕተት ኣብ ምምላእ ከምዝርከቡ፡ ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ ገሊጾም። ንሳቶም ኣብ ርእይቶኦም፡ ቅርስታት መወከሲ ታሪኽን መግለጺ መንነትን ምዃኖምን፡ ብዕድመን...

ጎልጅ – ዘመናዊ ሕርሻ ንምስፋሕ ጻዕርታት ይካየድ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ንኡስ ዞባ ጎልጅ፡ ዘመናዊ ሕርሻ ብምስፋሕ እቶትን እቶታውነትን ክብ ንምባል ጻዕርታት ይካየድ ከምዘሎ፡ ሓላፊ ቊጠባዊ ልምዓት ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ዳኒኤል ወልዳይ ሓቢሩ። ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ልዕሊ 210 ሽሕ ሄክታር ክለምዕ ዝኽእል...

ማእከል ደንካልያ – ዝርግሐ ትካላት ትምህርቲ ተሳታፍነት ተመሃሮ የዕቢ

ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ – ንኡስ ዞባ ማእከል ደንካልያ፡ ኣብ ዝሓለፈ ናይ ናጽነት ዓመታት ዝርግሐ ትካላት ትምህርቲ ንምስፋሕ ዝተኻየደ ጻዕሪ፡ ኣብ ዕብየት ተሳታፍነት ተመሃሮ ብሓፈሻ፡ ደቂ-ኣንስትዮ ድማ ብፍላይ ዓቢ ግደ ይጻወት ኣሎ። ሓላፊ ኣገልግሎት...

Login

Categories