Archive - 2018

ኣባላት ባይቶ ዞ/ሰ/ቀ/ባሕሪ ምስ ነበርቲ ን/ዞ/ጊንዳዕ ዘትዮም

ኣባላት ባይቶ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶኦም ብዛዕባ ዝተዘተየሎም ጉዳያት፡ ከምኡ’ውን ዝሓለፉ ውሳኔታትን ለበዋታትን፡ ንነበርቲ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ መብርሂ ሂቦም። ንሳቶም፡ ኣብ ምምላእ ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን ምውዳድ ትሕተ- ቅርጺ...

ፎሮ – ሳጋሚ ባርኖስ ንምጥፋእ ስጉምቲ ይውሰድ ኣሎ

ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ – ምምሕዳራት ከባቢ ማልካ፡ ሮብሮብያ፡ ሩባ ሓዳስን ፎሮን ተርእዮ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ንምግታእን ንምጥፋእን ግብራዊ ስጉምቲ ይውሰድ ኣሎ። ክኢላ ምክልኻል ብቚሊ ኣቶ ኣስመሮም ሽመንዲ፡ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣብ ኣስታት ዓሰርተ ሄክታር...

“ኣብ ‘ኤሪቴል’ ብርኪ ምውናን ኣርባሒ ወፍሪ እዩ” ሚኒስተር ተስፋስላሰ

ኣብ ‘ኤሪቴል’ ብርኪ ምውናን ኣርባሒ ወፍሪ ከምዝኾነ፡ ሚኒስተር መጓዓዝያን መራኸቢታትን ኣቶ ተስፋስላሰ ብርሃነ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ገሊጹ። ‘ኤሪቴል’ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ኣገልግሎቱ እናሰፍሐ፡ መኽሰቡ እውን ብኡ መጠን እናዓበየ ስለዝመጸ፡ መንግስቲ ኣብ 2013...

ኣመሓዳሪ ዞ/ዓንሰባ፡ ምስ ነበርቲ ሃበሮ ኣብ መደባት ልምዓት ዘትዩ

ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ዓሊ ማሕሙድ፡ ምስ ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ መዝረት፡ ሃበሮ ጻዕዳን ሓውሲ ከተማ ዓሪታይን – ንኡስ ዞባ ሃበሮ፡ ኣብ ትግባረ መደባት ልምዓት ዘትዩ። ኣቶ ዓሊ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ካብ በረከንትያ – ንኡስ ዞባ ሓመልማሎ ክሳብ...

Login

Categories