Archive - 2018

ሰማእታት ጃምላዊ ህልቂት ሕርጊጎ ተዘኪሮም

ብኣጋጣሚ 20 ሰነ – መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ኣብ 1975ን 1976ን ኣብ ሕርጊጎ ብኣረሜናዊ ግፍዒታት መግዛእታዊ ስርዓት ደርግ ንዝተቐትሉ ልዕሊ 350 ዜጋታት ናይ ዝኽሪ መደብ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ትማሊ 19 ሰነ ዝተኻየደን ብርክት ዝበለ ህዝቢ ዝተሳተፎን...

ኤርትራውያን ነበርቲ ኡጋንዳ ሰማእታቶም ብሓበን ዘኪሮም

ኤርትራውያን ነበርቲ ከተማ ካምፓላን ከባቢኣን – ኡጋንዳ፡ ብ17 ሰነ ሰማእታቶም ብሓበን ዘኪሮም። እቶም ዜጋታት ዘካየድዎ ናይ ዝኽሪ መደብ፡ ብማርሽን ባንድ ዝተሰነየ ናይ ሓደ ሰዓት ጉዕዞ እግሪ፡ ከምኡ’ውን ምውላዕ ሽምዓ ዘጠቓለለ ምንባሩ፡ ካብ’ቲ ቦታ...

ሰማእታት ኤርትራ ንምዝካር ጸሎተ-ፍትሓትን ዱዓን ተኻዪዱ

ኣብ ምምጻእ ናጽነትን ምውሓስ ልኡላውነትን በጃ ንዝሓለፉ ጀጋኑ ሰማእታት ንምዝካር፡ ትማሊ 19 ሰነ ኣብ ከተማ ኣስመራ – ደብረ-ሳህለ ቤተክርስትያን ቅዱስ ሚካኤል – ጸሎተ ፍትሓት፡ ኣብ መስጊድ ኻልድ ቢን ወሊድ ከኣ ደርስን ዱዓን ተኻዪዱ። ኣብ...

Login

Categories