ERi-TV, Eritrea – Arabic news for July 5, 2018
Archive - 2018
July 5, 2018 – Evening Tigrinya Dimtsi Hafash Eritrea Broadcast
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ጨንፈር ሃብቲ ባሕሪ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ኣብ ዲጋታት ፋንኮ-ራዊን ፋንኮጽሙእን ዝካየድ ዘሎ ምርባሕ ዓሳታት ጽቡቕ ውጽኢት ከምእተረኽቦ ገሊጹ። ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ኣቶ መኮነን ግርማይ ምስ ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ፌስኮ – ንኡስ ዞባ ሃይኮታ ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ኣብ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ፡ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝነብሩ ዜጋታት ንስድራ-ስዉኣት ብመልክዕ ሓገዝ ዘበርከትዎ – ልዕሊ 37 ሽሕ ናቕፋ፡ ነንዝምልከተን ስድራ-ቤታት ተዋሂቡ። ብመሰረት ሓበሬታ ሓላፊ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ ኣቶ ዮውሃንስ...
ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ክኢላዊ ዓቕሚ ኣብ ምምዕባል ኣበርክቶኦም ከዕዝዙ ዲን ኮሌጅ ስነ-ፍልጠትን ቴክኖሎጂን ባሕሪ ጸዊዑ
ክኢላዊ ዓቕሚ ብሓፈሻ፡ ጸጋታት ባሕርና ብዝግባእ ንምምዝማዝ ዘድሊ ዓቕሚ ንምምዕባል ድማ ብፍላይ ዝግበር ዘሎ ወፍሪ ንምዕዋት፡ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ዜጋታት ብትምህርቶምን ተመኲሮኦምን ኣበርክቶኦም ከዕዝዙ፡ ጻውዒት ቀሪቡ። ዲን ኮሌጅ ስነ-ፍልጠትን ቴክኖሎጂን ባሕሪ ዶክተር...
ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ኩሉ-መዳያዊ ዓቕሚታት ደቂ-ኣንስትዮ ንምሕያል ኣብ ውሽጢ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ዝተዓሙ ንጥፈታት ንምግምጋምን ሓደስቲ ሓሳባት ንምፍልፋልን ዝዓለመ ዓውደ-ዘተ ወዲቡ። ኣብ’ዚ ሓለፍቲ ክፍልታትን ጨናፍርን ዝተረኽባሉ ብ2ን 3ን ሓምለ...
ብቀዋሚ ወኪል ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃን ቊጠባዊ ኮሚሽን ኣፍሪቃን ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ዝተመርሐ ልኡኽ ኤርትራ፡ ብ1ን 2ን ሓምለ ኣብ ንዋክሾት – ርእሰ ከተማ ማውሪታንያ ኣብ ዝተኻየደ መበል 31 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ተሳቲፉ። ኣብ’ዚ...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for July 5, 2018
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 05 ሓምለ 2018 – News
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
July 5, 2018 – Morning Tigrinya Broadcast of Dimtsi Hafash Eritrea
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.