Archive - 2018

ንተበግሶ ሰላም ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፍታት ኣብ ዞባታት!

ብምኽንያት ምብጻሕ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ – ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ኤርትራ፡ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታትን ሓውሲ-ከተማታትን ኤርትራ፡ መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሓድሽ ምዕራፍ ንምኽፋት ወሲዶምዎ ንዘለው ተበግሶ...

ሓባራዊ ኣዋጅ ሰላምን ምሕዝነትን ኤርትራን ኢትዮጵያን

ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብጆግራፍ፡ ታሪኽ፡ ባህሊ፡ ቋንቋ፡ ሃይማኖት፡ ዝተጠምሩ፡ መሰረታዊ ሓባራዊ ረብሓታት ዘለዎም ህዝብታት ከምዝኾኑ ብምግንዛብ ኣብዚ ዝሓለፈ ዓሰርተታት ዓመታት፡ ኣብዚ ሓባራዊ ውርሻ ዝተመስረተ ብሩህ መጻኢ ንምህናጽ ዝነበሮም ዕድላት...

ፕረዚደንት ኢሳይያስን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይን ርክብ ኣካዪዶም

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን፡ ብ8 ሓምለ ኣብ ኣዳራሽ ሃገር ርክብ ኣካዪዶም። ኣብ’ቲ ርክብ፡ ክልቲኦም መራሕቲ፡ ንክልቲኤን ሃገራትን ኣሕዋት ህዝብታተንን ኣብ ዘገድሱ ዲፕሎማስያዊ፡ ፖለቲካዊ፡...

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ምብጻሕ ፈጺሙ

ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፡ ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ብ8 ሓምለ ኣብ ሰዓታት ናይ ንግሆ ኣስመራ ኣትዩ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣህጉራዊ...

Login

Categories