Archive - 2018

ኣብ ዞ/ደቡብ፡ ንሰብ ሞያ ጥዕና ተወሳኺ ስልጠና ተዋሂቡ

ኣብ ዞባ ደቡብ ኣብ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ንዝነጥፉ 40 ሰብ ሞያ ጥዕና፡ ኣብ ስርሖም ዝሕግዞም ስልጠና ተዋሂቡ። እቲ ካብ 9 ክሳብ 14 ሓምለ ኣብ ከተማ ድባርዋ ዝተዋህበ ስልጠና፡ ኣገልግሎታት ወሊድ፡ ሕክምና ዓይኒን ስኒን፡ ክንክን ዕሸላትን ህጻናትን፡ ፍወሳን...

ሚ/ሕርሻ፡ ዓቕሚ ኣባላቱ ክብ ንምባል ተወሳኺ ስልጠና ወዲቡ

ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ምስ ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ኤርትራ ብምትሕብባር፡ ካብ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈትን ዞባታትን ንዝተዋጽኡ 144 ኣባላቱ፡ ምምሕዳራዊ ዓቕሞም ክብ ንምባል ዝዓለመ – ኣብ ሰለስተ እብረ ዝተዋህበ ስልጠና ወዲቡ። እቲ ትምህርቲ፡ ኣብ ምሕደራ ዋኒንን...

ኤርትራውያን ነበርቲ ጀርመን ውዕዉዕ ፈስቲቫል ኣካይዶም

“ራእይ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ፡ ካብ 13 ክሳብ 15 ሓምለ ኣብ ከተማ ጊሰን ዝተኻየደ መበል 22 ፈስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ጀርመን፡ ብውዕውዕ መንፈስ ተዛዚሙ። እቲ ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ዜጋታት ዘሳተፈ ናይ ሎሚ ዓመት ፈስቲቫል፡ ኣብ ሃዋህው ትስፉው መድረኽ ሰላም...

ምጅማር በረራ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ወግዓዊ ጽምብል ተኻዪዱሉ

ብምኽንያት ዳግመ-ምጅማር በረራ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብን ናብን ኣዲስ ኣበባ – ኣስመራ፡ ብቕድሚ ትማሊ 18 ሓምለ ኣብ ሆቴል ኣስመራፓላስ ወግዓዊ ስነ-ስርዓት ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ እንግዶት፡ ሚኒስተራት ዝርከብዎም ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስታት ኤርትራን...

Login

Categories