Archive - 2018

ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ልምዓታዊ ንጥፈታት ይካየድ ኣሎ

ኣብ ዞባ ማእከል ንኡሳን ዞባታት ጋላነፍሕን ሰረጀቓን፡ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ድማ ኣብ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት፡ ማይን ሓመድን ብምዕቃብ እቶትን እቶታውነትን ንምኽዕባት፡ ከምኡ’ውን ቀላጥ ቦታታት ናብ ሓምላይ ንምቕያር፡ ብኮም ዝተወደበ ንጥፈታት ይካየድ ኣሎ።...

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሓርበኛታት ተመስገን በርሀን ተስፋይ ተኽለን ብክብ ዝበለ ኣገባብ ተፈጺሙ

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሓርበኛታት ተጋደልቲ – ብሪጋደር ጀነራል ተመስገን በርሀን ዋና ዳይረክተር ተስፋይ ተኽለን፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ከምኡ’ውን መራሕቲ ሃይማኖትን ህዝብን ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ትማሊ 11 ነሓሰ...

ሓርበኛ ሽሕም ሂላል ተሰዊኡ

ሓርበኛ ሽሕም ሂላል መሓመድ፡ ኣብ መበል 93 ዓመቱ ብ6 ነሓሰ ተሰዊኡ። ስነ-ስርዓት ቀብሩ፡ ቤተ-ሰቡ፡ መቓልስቱን ብርክት ዝበለ ህዝቢን ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ብ7 ነሓሰ ኣብ ከተማ ባጽዕ ተፈጺሙ። ኣብ 1930 ኣብ መካዕሊለ – ምምሕዳር ከባቢ ኢንገል ዝተወልደ...

ሃገራዊ ፈስቲቫል፡ ካብ 31 ነሓሰ ክሳብ 8 መስከረም ክካየድ’ዩ

ሃገራዊ ፈስቲቫል 2018፡ “ሰላም ንዘላቒ ዕብየት” ብዝብል ቴማ ካብ 31 ነሓሰ ክሳብ 8 መስከረም ኣብ ቀጽሪ ኤክስፖ – ኣስመራ ክካየድ እዩ። ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ ንማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ኩሉ ግዜ...

ኣብ ባረንቱን ኣቑርደትን፡ ሰፊሕ ናይ ምግራብ ንጥፈታት ይሰላሰል ኣሎ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ ንኡሳን ዞባታት ባረንቱን ኣቑርደትን፡ ብመደብ ‘መኸተ ልምዓት’ ኣብ ምዕቃብ ሓመድን ማይን ከምኡ’ውን ምትካል ፈልሲታት ዘተኰረ ንጥፈታት ይሰላሰል ኣሎ። እቲ ብተሳታፍነት ኩሉ ኣካል ሕብረተሰብ ዝካየድ ዘሎ ልምዓታዊ ወፈራታት፡ መቐጸልታ ናይ’ቲ...

Login

Categories