ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንታሪኻዊ ስምምዕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ተኸቲሉ፡ ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣብ ዝተኸስተ ፍጻመታትን ምዕባለታትን ዘተኰረ ቀዳማይ ክፋል ቃለ-መሕትት፡ ሎሚ ቀዳም 3 ሕዳር ሰዓት 8፡00 ምሸት፡ ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ከካይድ ምዃኑ ንሕብር።

ሚኒስትሪ ዜና

Categories