ERi-TV Arabic News from Eritrea for November 23, 2017
Archive - 2017
ኣብ ዞባ ማእከል፡ ንግብሪ ጥሪትን ሕርሻን ብዝምልከት ብ15 ሕዳር ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር’ቲ ዞባ ርክብ ተኻዪዱ። ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይ፡ ዝምልከቶም ሰብ-መዚ ሚኒስተሪ ፋይናንስ፡ ኣመሓደርቲ ንኡሳን ዞባታት፡ ከምኡ’ውን ኣብ ምስሳን...
ERi-TV Tigre News from Eritrea for November 21, 2017
ERi-TV Arabic news from Eritrea for November 22, 2017
“ምዕባለ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ርብዒ ዘመን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ደቂ- ኣንስትዮ ዞባ ዓንሰባ ኣብ ዝሓለፈ 25 ናይ ናጽነት ዓመታት ዘመዝገባኦ ዓወታት፡ ዘጋጠመን ብድሆታትን ዝተራእየ ድኽመታትን ዝግምግም ዋዕላ፡ ብ16 ሕዳር ኣብ ከተማ ከረን ተቓኒዑ። ኣብ’ቲ ልዕሊ...
ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ባጽዕን ወከልቲ ነበርቲ’ታ ከተማን፡ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ንምድንፋዕ ክካየድ ኣብ ዘለዎ ንጥፈታት ዘትዮም። ኣብ ምግራብ፡ ጽሬት ከተማን ኣገልግሎት መጓዓዝያን – ዘጋጥም ዘሎ ጸገማት፡ ከምኡ’ውን ምህናጽ ዘይሕጋዊ ኣባይትን ሳዕቤናቱን፡...
በዓል-መዚ ምቊጽጻር ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን፡ ብርሰት ኣግራብ ንምግታእ ዝካየድ ጻዕሪ ኣድማዕነት ክህልዎ፡ ተራ ህዝቢ በብከባቢኡ ክዓዝዝ ጸዊዑ። እቲ በዓል-መዚ ነዚ ጻውዒት’ዚ ዘቕረበ፡ ጸልማት ጉልባብ ብምግባር፡ ኣብ ህዝባዊ ኣገልግሎት ንዝነጥፋ ኣውቶቡሳትን...
ኣብ ዞባ ማእከል፡ ውጽኢት ሃገራዊ መርመራ ሻሙናይ ክፍሊ ንምብራኽ ዝያዳ ጻዕርታት ከምዘድሊ፡ ናይ ዝሓለፈ ዓመተ-ትምህርቲ ውጽኢት ንምግምጋም ብ16 ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ተገሊጹ። ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ማእከል ሓላፊ መሰረታዊ ትምህርቲ መምህር መስፍን...
ኣብ ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊ፡ መሃይምነት ከጥፍኡ ካብ ዝተመዝገቡ፡ 98 ሚእታዊት ትምህርቶም ብግቡእ ከም ዝዛዘሙ፡ እዚ ድማ ንጽቡቕ ገስጋስ ናይ’ቲ መደብ ዘርኢ ምዃኑ ተገምጊሙ። ብ14 ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ሓላፊ ኣገልግሎት ትምህርቲ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መምህር...
ኣብ ገማግም ሩባ ሞዖ – ንኡስ ዞባ ናቕፋ ኣብ ልምዓት ጀራዲን ዝነጥፉ ዘለዉ ሓረስቶት፡ ጻዕሮም ዘተባብዕ ውጽኢት ከምዝረኸቡሉ፡ ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ ገሊጾም። ንሳቶም፡ ብክኢላታት ሚኒስትሪ ሕርሻ ዝወሃቦም ሞያዊ ምኽሪ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ንሓድሕዶም...