Layout A (with pagination)

እምኒ-ሓይሊ፡ ምጥፋእ መሃይምነት ገስጋስ የርኢ

እምኒ-ሓይሊ፡ ምጥፋእ መሃይምነት ገስጋስ የርኢ

ኣብ ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊ፡ መሃይምነት ከጥፍኡ ካብ ዝተመዝገቡ፡ 98 ሚእታዊት ትምህርቶም ብግቡእ ከም ዝዛዘሙ፡ እዚ ድማ ንጽቡቕ ገስጋስ ናይ’ቲ መደብ ዘርኢ ምዃኑ ተገምጊሙ። ብ14 ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ሓላፊ ኣገልግሎት ትምህርቲ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መምህር መሪሕ ኪሮስ፡ መሃይምነት ናብ ዝተሓተ ደረጃኡ ንምውራድ፡ ብምውህሃድ ምምሕዳራትን መምህራንን ሓያል ጻዕሪ ክካየድ ምጽንሑ፡ ሎሚ ዓመት ኣብ 20 ኘቝጣታት ዝወሃብ ዘሎ ትምህርቲ ድማ መርኣያ ናይ’ዚ...

Read More
ናቕፋ – ንጥፈታት ልምዓት ጀራዲን ዘተባብዕ ውጽኢት ተረኺብዎ

ናቕፋ – ንጥፈታት ልምዓት ጀራዲን ዘተባብዕ ውጽኢት ተረኺብዎ

ኣብ ገማግም ሩባ ሞዖ – ንኡስ ዞባ ናቕፋ ኣብ ልምዓት ጀራዲን ዝነጥፉ ዘለዉ ሓረስቶት፡ ጻዕሮም ዘተባብዕ ውጽኢት ከምዝረኸቡሉ፡ ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ ገሊጾም። ንሳቶም፡ ብክኢላታት ሚኒስትሪ ሕርሻ ዝወሃቦም ሞያዊ ምኽሪ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ንሓድሕዶም ዘካይድዎ ምልውዋጥ ተመኲሮ፡ ኣብ ምምዕባል ንጥፈታቶም ዓቢ ሓገዝ ኰይኑዎም ከምዘሎ ሓቢሮም። ብልዑል ጻዕርን ተጻዋርነትን ዘፍርይዎ ዘለዉ ኣሕምልቲ፡ ጠለባት ዕዳጋ ከተማ ናቕፋ ኣብ ዘማልኣሉ ደረጃ...

Read More

ማዛባጥ – ፕሮጀክት ማይ ይዋደድ ኣሎ

ኣብ ንኡስ ዞባ ገለብ – ምምሕዳር ከባቢ ማዛባጥ ዘሎ ሽግር ዝስተ ማይ ንምቅላል፡ ብኣስታት 3 ሚልዮን ናቕፋ ፕሮጀክት ማይ ይትግበር ኣሎ። እዚ 10 ሚእታዊት ካብ ወጻኢታቱ ብጉልበት ነበርቲ ዝሽፈን ፕሮጀክት ማይ፡ ምዂዓት 4 ኪሎ-ሜተር ጐዳጒዲ፡ ምዝርጋሕን ምግጥጣምን ሻምብቆታት፡ ምትካል ጸሓያዊ ጸዓትን ምውዳድ 3 መዐደሊ ነቝጣታትን የጠቓልል። ኣደታት፡ ማይ ንምጒራት ብዝባነንን መጽዓኛን 4 ኪሎ-ሜተር ይጐዓዛ ከምዘለዋ ዝሓበረ ኣመሓዳሪ’ቲ ከባቢ...

Read More
ተሰነይ – ቤት- ትምህርቲ ሳግም ብኣግራብ ትምዕርግ

ተሰነይ – ቤት- ትምህርቲ ሳግም ብኣግራብ ትምዕርግ

ቤት-ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ሳግም – ተሰነይ፡ ኣብ ምግራብ ብዞባ ደረጃ ኣመዝጊባቶ ዘላ ጸብለልታ፡ ውጽኢት ውሁድ ጻዕሪ ተመሃሮን መማህራንን ምዃኑ፡ ርእሰ-መምህር’ታ ቤት-ትምህርቲ መምህር ተኪኤ መድሃኔ ሓቢሩ። መምህር ተኪኤ፡ እቲ ናይ ምግራብ ስራሓት ኣብ 2007 ምስ ምህናጽ ቀጽሪ ቤት-ትምህርቲ ከም እተበጋገሰ፡ ኣብ 2011 ድማ ብወፍሪ ምግራብ 2000 ፈልሲታት ከምእተተኽለ፡ ካብ’ዚ እቲ ኣስታት 1700 ጸዲቑ ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ከምዝርከብ...

Read More

ዓምበርበር ሼር ካምፓኒ፡ ቴክኒሻናትን ዓቀብቲ ንብረትን ኣመሪቑ

ዓምበርበር ሼር ካምፓኒ’፡ ብመሰረት መምዘኒታት ኩባንያ ቶዮታ ጃፓን፡ ብክልሰ-ሓሳብን ግብርን ዘሰልጠኖም 16 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 74 ቴክኒሻናትን ዓቀብቲ ንብረትን፡ ብ17 ሕዳር ኣመሪቑ። እቲ ካብ 67 ክሳብ 250 ሰዓታት ዝወሰደ ስልጠናታት፡ 5 ናይ ስራሕ ዓውድታት፡ ማለት ፍተሻን ዕረያን ሞተር፡ ምሕደራ መኽዘንን ምክፍፋልን፡ ከምኡ’ውን ባትላሜራን ምልካይ ቀለምን ዘጠቓለለ’ዩ። ኣብ’ቲ ናይ ምምራቕ ስነ-ስርዓት፡ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ናይ’ቲ ኩባንያ...

Read More

Login

Categories